ቀዳማይ ሚኒስተር ማሊ ነበር: ሞቢዬ ማይጋ: ቅድሚ ሽወዓተ ዓመት ምስ ዝሽመታ ናይ ፕረዚደንት ነፋሪት ብዝተተሓሓዘ ክሲ ብልሽውና...
ፖሎቲካ
መንግስቲ ሽወድን፡ ንተሃድሶን ወፍርን ዝውዕል፡ ናይ 74 ቢልዮን ክሮነር ባጀት፡ ከቕርብ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ማግዳለና ኣንደርሾን...
ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለምና ዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ገደብ ግዜ መምርሒታት መገሻ ከምዝተናወሐ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...
ሩስያ: ዛጊት 500 ዝኾኑ ዜጋታት ቤላሩስ: ኪርጊስታን: ታጂኪስታን: ኡዝበኪስታን: ዩክሬንን ሩስያን ካብታ ብጣሊባን ተታሒዛ ዘላ ኣፍጋኒስታን ኣውጺኣ...
ሃገራት ወሽመጥን ኢራንን ዘለወን ወጥሪ ብምፍኳስ ኣብቲ ዞባ ሕውነታዊ ዝምድና ክፍጠረሉ ዝኽእል ኩነታት ንምስፋን: ኣብ ባቕዳድ ንኽጋብኣ...
ጣሊባን: ንኣፍጋኒስታን ድሕሪ ምቊጽጻሮም: ዓለማዊ ባንክ: ነታ ሃገር ዝገብሮ ዝነበረ ሓገዛት ምብታኹ ገሊጹ። ኣብታ ሃገር ዘሎ ኲነታት...
ንሃገረ ቻድ ብተረርቲ ኣእዳው ዝመርሐ ውልቀ መላኺ፡ ሑሴን ሃብሬ፡ ኣብ ሃገረ ሰኔጋል፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ከምዝሞተ...
ማግደሊና ኣንደርሾን፡ ድሕሪ ስቴፋን ሎቬን፡ ንሳ መሪሕነት ሰልፊ ንኽትርከብ ንዝብል ሓሳብ መልሲ ከምዘይሃበትሉ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና...
ኣብ ካቡል ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን ዝሰርሑ ዝነበሩ ኣፍጋኒስታናውያን፡ ናብ ሽወደን ክኣትዉ ከምዝተገብሩ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ኣን...