ጽኑዕ ሓለዋ ከም ዘለዎ ዝንገረሉ፡ ቤት ማእሰርቲ ጊልቦው፡ ዝነበሩ ሽዱሽተ ፍሌስጤማውያን እሱራት፡ ካብቲ ቤት ማእሰርቲ፡ ሞሊቖም ከም...
ፖሎቲካ
ኣባል ባይቶ ሽወደን ዝኾነ ኢንየ ስቶልግረን (Inge Ståhlgren)፡ ኣብ ደሙ፡ ኣልኮል እንዳ ሃለዎ፡ መኪንኡ ብምምርሑ፡ ብገዛእ ርእሱ፡...
ካብ ጐረቤት ሃገር የመን እተተኮሱ ሰለስተ ሚሳይላትን ድሮናትን ከም ዝጠለፈት ስዑዲ ዓረብ ገሊጻ። ሓንቲ ካብዘን ሚሳይላት ኣብ...
ንክሊማዊ ለውጢ ብዝምልከት: ገለ ሃገራት ካብ ካልኦት ሃገራት ዝሓሸ ዝምስገን ግብረመልሲ እኳ የርእያ እንተሃለዋ: በቲ ዝድለ መጠን...
መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል፡ ናይ ህጹጽ እዋን ረድኤት ሒዘን ንዝመጻ ነፈርቲ ንምቕባል ከም እተኸፍተን ሲቪላዊ ኣገልግሎት ምሃብ ከም...
ብጸሓያዊ ምንጪ ጸዓት ኣፍሪቃ፡ ሚልዮናት ኣብ ኦንላይን ዘየለዉ ሰባት ክሕገዙ ክኽእሉ እዮም። ነዚ ክዉን ንምግባር ሲዳ ናይ...
ክፍሊ ፍትሒ ኣሜሪካን ካልኦት ሰብመዚን ነቲ ኣብ 11 መስከረም 2001፡ ኣብታ ሃገር እተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝምልከት...
መንግስቲ ፖላንድ፤ ኣብ ክልተ ምስ ዶብ ቤላሩስ ዘዳውብዋ ከባቢታት፤ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ንኸተኣታቱ ንፕረዚደንት እታ ሃገር...