ሓድሽ ምምሕዳር መንግስቲ ጣሊባን ተኣዊጁ ኣሎ። በዚ መሰረት ሙላ መሓመድ ሓሰን ኣኹንድ ሓድሽ መራሒ እዚ ውሽጣዊ ምምሕዳር...
ፖሎቲካ
ካብ ዕለት 29 መስከረም ጀሚሩ፡ ኣብ ልዕሊ ሙዚቃኢ ምርኢታት፡ ትያትራትን ስፖርታዊ ንጥፈታት ተጻዒኑ ዝነበረ ቀይድታት ክለዓል ምዃኑን...
ኣብ ውሽጢ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት፡ ዋጋ ኣሉሚንዩም፡ ንመጀመያ ግዜ፡ ናብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡...
ኣብ ዓመተ 2016፡ ባይቶ ፈረንሳይ፡ ጾታዊ ንጥፈታት ምዕዳግ፡ ከም ገበን ዝቖጽሮ ሕጊ ምስ ኣመሓላለፈ፡ ካብተን ኣብ ዓለምና...
ብርክት ዝበላ ባይቶኣዊ ሰልፍታት፡ ንምትእትታው ወረቐት ምስክር ክታበት፡ ክቕበላ እንከለዋ፡ ሰልፊ ቬንስተር፡ ግን ነቲ ዝቐረበ እማመ፡ ከምዘይሰማማዓሉ...
ሃንደስቲ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ፡ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ናይቲ ፍጻሜ፡ ንሚኒስተራትን ላዕለዎት ሰብ መዚን እታ ሃገር፡ ንኣኼባ ምጽውዖም...
ብሪጣንያ፡ ነቲ ሓድሽን ተሪርን ሕጊ ኢሚግሬሽን ብምፍኳስ፡ ተወሰኽቲ ወጻእተኛ ሰራሕተኛታት ናብታ ሃገር ንኽኣትዉ ክፈቀድ፡ ኮንፈደሬሽን ኢንዱስትሪታት ብሪጣንያ...
መንግስቲ ታንዛንያ፡ ነተን ናይ ዘይዕጉባት ዜጋታት ድምጺ ዘመሓላልፋ ንዝበለን ጋዜጣታት ንምዕጻው ዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ ብምቕጻል፡ ንካልአይቲ ጋዜጣ...
ማሕበራዊ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመን (SPD) ኣብ ዝቕጽል ባይቶኣዊ ምርጫ እንተተዓዊቱ፡ ምስ ሓምላይ ሰልፊ ልፍንቲ ብምፍጣር፡ ነታ ሃገር...
ወዱ ንመዋቲ ውልቀ መላኺ ሊብያ፡ ሙዓመር ቐዛፊ ዝኾነ፡ ሳዕዲ ቐዛፊ፡ ካብ ማእስርቲ ከም እተፈትሐ ንምንጪታት ሚኒስትሪ ፍትሒ...