ምምሕዳር ከተማ ካልማር፤ ነተን ብሶሻል ዲሞክርትና ዝምራሓ ካልኦት ምምሕዳራት ስዒባ፤ ከም መራሒት ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና፤ ንስቴፋን ሎቪን...
ፖሎቲካ
እዚ ስምምዕ ሰላም ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ዝተኸተመ ኮይኑ ነቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ዝቐጸለ ግርጭት እታ ሃገር ክፈትሕ እዩ...
ኢትዮጵያ፥ ሱዳንን ግብጽን ንሽግር ፈለግ ኒል፡ ኣብ ውሽጢ “ርትዓዊ ናይ ግዜ መጠን” ንምፍታሕ ልዝበን ክቕጽላ ኣተሓሳሲቡ። ባይቶ...
ማሊ ምስ ትካል ጸጥታ ሩስያ እትገብሮ ዘላ ውዕል ከተቋርጾ ሚኒስተር ምክልኻል ፈረንሳ ፍሎረንስ ፓኽሊ ኣጠንቂቑ። ኣዘዝቲ ዘራዊት...
ካብ ሰልፊ ዕዮ ስኾነ Jonas Gahr Støre ዝቅጽል ቀዳማይ ሚኒስተር ኖርዌይ ክኸውን እዩ። ምርጫ ድሕሪ ምዕዋቱ እዚ...
ኣህጒራዊ ማሕበረሰብ ኣፍጋኒስታን ንምርዳእ ሓገዙ ከወፊ ዋና ጸሓፊ UN ኣንቶንዮ ጉተረዝ ጸዊዑ። ኣብታ ሃገር መጠን ድኽነት ምውሳኹን...
ብምኽንያት ለበዳ: ካርድ ምርጫ ዝቖጽሩ ዘለዉ ሰባት ኣብ መንጎ ሕድሕዶም ርሕቀቶም ክሕልዉን ኣድላዪ ዘበለ ጥንቃቐ ክገብሩን ኣለዎም።...
ሰሜን ኮርያ: ብምኽንያት መበል 73 ልደት እታ ሃገር: ፈተነ ነዊሕ ርሕቀት ዝኸይድ ሚሳይል ምክያዳ KCNA ዝተባህለ መንግስታዊ...
ፈረንሳ ኣብ እዋን ለበዳ ዓብዪ ኣበርክቶ ጌሮም ንዝበለቶም 12012 ዝኾኑ ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት ዜግነት ምሃባ ተገሊጹ። መላእ ሃገር...