መንግስትን ሰልፊ ዲሞክራትናን ስደተኛታት ኣብ ቀረባ እዋን ብዛዕባ ዘምጽእዎ ቁጠባዊ ሳዕቤናት መርመራ ክጅመር ከም ዝደልዩ ተሓቢሩ። ጸሓፊ...
ፖሎቲካ
ኣብ መንጎ ሽወደንን ኣመሪካን ዝተኸተመ ሓድሽ ስምምዕ ምትሕግጋዝ ምክልኻል ወይ ዲሲኤ፡ ሽወደን ኣብ ባሕሪ ባልቲክ ንኔቶ ብስትራተጂካዊ...
ሽወደንን ኣሜሪካን ታሪኻዊ ስምምዕ ምትሕብባር ምክልኻል ተፈራሪመን። ብመሰረት እቲ ስምምዕ፡ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ መላእ ሃገር ናብ ዝርከባ...
ኣስታት ሓደ ካብ መረጽቲ ናይተን ሰለስተ መንግስታዊ ሰልፍታት (ሞደራላውያን፡ ሊበራላውያንን ክርስትያን ዲሞክራስያውያንን) ሰልፊ ዲሞክራሲ ሽወደን ኣካል ናይቲ...
ማእኸል ሰልፊ 3.8% ድምጺ ህዝቢ ከም ዘለዎ፣ እዚ ድማ ካብቲ ሓደ ሰልፊ ናብ ባይቶ ሽወደን ንምእታው ዘድልዮ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሪ ራንታነን ትማሊ ሰሉስ ኣብ YLE A-studio ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ መንግስቲ ንመላእ ምብራቓዊ ዶብ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ቶብያስ ቢልስትሮም፡ ኣንካራ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ሽወደን ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ከተጽድቕ...
መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ፔተሪ ኦርፖ (ኤንሲፒ) ኣብ ዶብ ፊንላንድን ሩስያን ካብ ዓርቢ 24 ሕዳር ጀሚሩ ሰለስተ ተወሳኺ...
መራሒ ሰልፊ ዴሞክራሲ ሽወደን ጂሚ ኦከሰን፡ ኣብ ሽወደን ተወሳኺ መሳጊድ ክህሉ ሰልፉ ከምዘይደሊ ገሊጹ። “ኣብ ዓድና መጺእካ...
ሚኒስተር ፍትሒ ኖርወይ ኤሚሊ ኤንገር ሜህል፡ ኣብ ጫፍ ሰሜን ዝርከብ ዶብ ሩስያ ክትዓጽዎ ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። “ነቲ...