ሰልፊ ሊበራልና፡ ነቶም ኣብ ውሽጢ ሽወደን ተኣለይቲ ኮይኖም መንበሪ ፍቓድ ዝሓቱ ዘለዉ ህጻናት ብዝምልከት፡ ዝያዳ ናይ ምክልኻል...
ፖሎቲካ
ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣብ ዮተቦሪ ዝርከብ መንበሪ ህንጻ፡ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር፡ ንመላእ ሃገር ዘናወጸ ፍጻሜ እዩ ክብል...
ንቬትናም ዝነቐለት መርከብ ኲናት ብሪጣንያ: ብመጻብብ ታይዋን ኣቢላ ምሕላፋ: ሮያል ኔቪ ብሪጣንያ ኣፍሊጡ። መራኽብ ኲናት ብሪጣንያ በዚ...
ኣመሪካ: ኣብ ረብሓታት ሽወደን ትስሊ ኔራ ንዝብል ክሲ ኣመልኪታ: ኣመሪካ ንዝሃበቶ መብርሂ: መንግስቲ ሽወደን ከም እተቐበሎ ተገሊጹ።...
ጀርመን ኣብ ዘካየደቶ ሃገራዊ ምርጫ: ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ (SPD) ምዕዋቱ ብሰኑይ ድሕሪ ዝተኻየደ ኣፈናዊ ውጽኢት ከም እተገልጸ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ነቲ ኣብ ሓፈሻዊ ምርጫ ጀርመን ዝተዓወተ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትስ፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ...
ካብ ዕለት 29 መስከረም ጀሚሩ፡ ብቐዳማይ ማዕጾ ናይ ኣውቶቡሳት ምእታው ዝኽልክሉ ዝነበሩ ቀይድታት (መምርሒታት)፡ ክለዓሉ ምዃኖም፡ በዓል...
ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ስራሕ ንኽቑጸሩ ክብሉ ካብ ዝነብርሉ ቦታ ናብቲ ስራሕ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ዝንቀሳቐስሉ እዋን፡...
ኣብ ስዊትዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ ረፈረንዱም ክልተ ሲሶ ካብ ኣድመጽቲ: መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ክግበር ከም ዝድግፉ ገሊጾም። በዚ...