ቅድሚ ሒደት መዓልታት፡ ሓይሊ ባሕሪ እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ መርከብ ኲናት ኣመሪካ ኮይኖም ዝገብርዎ...
ፖሎቲካ
ኣዝዩ ህቡብ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሃይለ ገብረስላሰ ናብ ግንባር ክኸትት እየ ኢሉ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስተር...
ዓመት ዝወሰደ ኲናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣፍደገ ኣዲስ ኣበባ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣብይ ኣሕመድ፡...
ብቐዳም፡ ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ 420 ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ዘጋጠሞም ሓደገኛ ኩነታት ባሕሪ ናይ ርድኡና...
ደቀንስትዮ ኣብ ድራማ ተሌቪዥን ከይቀርባ መንግስቲ ጣሊባን ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊ ከልኪሉ’ሎ። ብዘይካዚ ደቀንስትዮ ጋዜጠኛታትን ኣቕረብቲን ተሌቪዥን እታ...
እቲ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ ምስ ወጣኒ እቲ ዕልዋ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፡ ዓብደልፋታሕ...
መንግስቲ ኬንያ፡ ጸረ ኮቪድ-19 ክትባት ዘይወሰዱ ሰባት፡ መንግስታዊ ኣገልግሎት ንኸይረኽቡ ዝእገድ ሓደ መምርሒ ከተመሓላልፍ ውጥን ከም ዘለዋ...
ዳጌንስ ኒሄተር ከምዝጸብጸቦ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር፡ ብሞፔድ ዝንቃሳቐሱ ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ዩኒፎርም ዝተኸድኑ ኣባላት ፖሊስ፡ ኣብ ኩሉ...
ናይ ቀደም ፕረዚደንት ሃገረ ጆርጅያ፡ ሚኻኤል ሳካሽቪሊ፡ ካብ ሃገረ ዩክሬን ናብ ሃገሩ ምስ ተመልሰ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...