ፕረዚደንት ኬንያ፡ ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፡ ኣብ ናይ ሸሞንተ ዓመት ዘመነ ስልጣኑ ዘዐወቶም መደባት፡ ብኣሃዝ እናጠቐሰ ገዚፍ...
ፖሎቲካ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ፡ ነቲ ድሕሪ 15 ሳምንቲ ጥንሲ ድቂ ከይንጸል ዝድንግግ ሕጊ ሚሲሲፒ ብምድጋፍ፡ ካብዚ ግዜ...
ናይ ቀደም ቀዳማይ ሚኒስተር ኦስትርያ፡ ቻንስለር ሰባስቲያን ክሩዝ፡ ካብ መሪሕነት ሰልፉ ብገዛእ ፍቓዱ ከምዝተፋነወ ጋዜጣ Die Presse...
ኣብቶም ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ኣብ ዝጋብኡ (ዝሳለጡ) መንግስታዊ ዋዕላታት፡ መንግስቲ ኣብ ኩሎም መንግስታዊ ውሳኔታት ናይ ሓባር...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንምዕባለ ናይ ሕብረተሰብ ዝጸልዉ ሕግታት ዝሕገጉሉን ዝማሓየሽሉን ኣገባብ ዝመርሕን ዘማሓድርን ወሳኒ ሓይሊ እዩ። ይኹን እምበር፡...
ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ልዕሊቲ ካብ ምብራቓዊ ክፋል ዴሞክራስያዊት ሪፓብሎክ ኮንጎ ዝንቀሳቐስ ዕጡቓት ጥምረት ዴሞክራስያዊ ሓይልታት ADF ዝተባህለ...
ባርባዶስ: ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ: ብወግዒ ካብ መሪሕነት ሃገር ብምእላይ ሪፓብሊክ ምዃና ኣዊጃላ። እዚ ወግዓዊ ስግግር ኣብ ርእሰ...
ሲሶ ዝኾና ሰራሕተኛታት ባይቶ ኣውስትራልያ: ጾታዊ ምትንኻፋት ከም ዝወርደን ሓደ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ኣባል ስታፍ ባይቶ ነበር: ብሪታኒ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ንምምዛዝ፡ ወሃብ ቃል ባይቶ ሽወደን (ፕረዚደንት)፡ ምስ መራሕቲ ውድባት ብምርኻብ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተርነት ዝኸውን ሕጹይ ብምርቋሕ፡...
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፡ ኣባላት ሰራዊት ሱዳን፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም ንዝብል ዜና ኣመልኪቱ፡ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡...