ዴንማርክ፡ ንቤት ማእሰርቲ ዝኸውን 300 ቦታታት ኣብ ኮሶቮ ብኽራይ መልክዕ ክትውንን ድሌት ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዚ ኣካል ናይ...
ፖሎቲካ
ንጾታዊ ማዕርነት ብዝምልከ፡ ሽወደን፡ ኣብዚ ጉዳይ ነዊሕ እዋን ዝሰርሐት ሃገር እያ። ጾታዊ ማዕርነት ማለት ጓል ኣንስተይቲ ኾነት...
ኣብ ዝመጽእ ግዜ፡ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ብለበዳ ወይ ቅልውላው ፍልሰት ኣብ ዝጥቃዓሉ እዋን፥ ኣብ ዶባተን ዘጋጥም ሕንፍሽፍሽን...
ክልተ ኣብ ምምሕዳር ስኮነ ዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ፡ ንሓደ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዎም፡ እቲ ሰብ ብቅትለት...
መንግስቲ ኣብ ልዕሊ መስተ ሰትዮም ተሽከርከርቲ ዝዝውሩ መራሕቲ መካይን፡ ዝተረር መቕጻዕቲ ክብየነሎም ዘኽእል እማመ ይነድፍ ከም ዘሎ...
ሃገረ ማልታ፡ ካናቢስ ንዝተባህለ ዕጸ ፋርስ፡ ሕጋዊ ዝገብረት ቀዳመይቲ ኣባል ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ኮይና’ላ ክብል ማዕከን ዜና...
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ወጥሪ ልዒሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ሓይልታት ሱዳን፡ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውቦም ከባቢታት፡...
ስደተኛታት ጽዒና፡ ኣብ ደቡብ ሃንጋሪ እትርከብ ምስ ሃገረ ሰርብያ እትዳወብ ከተማ ሞራሃሎም፡ ትጓዓዝ ዝነበረት መኪና፡ ካብቶም ኣብ...
ባይቶ ሽወደንን ሃገራዊን ዞባዊን ብርኪታት ናይ መንግስታዊ ምሕደራታትን ብኹሎም፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ንኸየጋጥም ናይ ምርግጋጽ ሓላፍነት ኣለዎም።...