ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ተኽእሎታት ኲናት እናወሰኸ እኳ እንተመጸ፥ ኣብ ሽወደን ኣቢ ሕጂ እዋን ኲናት ክካየድ እዩ ዝብል...
ፖሎቲካ
ሓማስ ከም ኣካል ናይቲ መጥቃዕቲታቱ ናብ ኣህጒር ኣውሮጳ ንምስፋሕ ዘለዎ መደብ፥ ኣብ ልዕሊ ብርክት ዝበለ ዕላማታት ኣውሮጳ፥...
ኣብ ባቕዳድ ዝተፈጸመ ቅትለት ሽወደናዊ መራሒ ጉጅለ ገበን ኣብ ሽወደን ኣብ ዝፍጸም ጎነጽ ጕጅለታት ጽልዋ ክህልዎ እዩ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኖርወይ ዮናስ ጋህር ስቶር፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ቓዛ እተካይዶ ዘላ ደብዳብ ዝሃቦ ነቐፌታ ኣጽንኦት ብምሃብ...
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካኢት ቤተክርስትያን ኣብ Qዛ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፥ ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ እስራኤላውያን...
መንግስቲ ኖርወይ ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ቓዛ ዝካየድ ዘሎ ተጻብኦታት ደው ንምባል ዝገበሮ ዘሎ ናይ መወዳእታ ፈተነ...
ፕረሲደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ን ተዋሳኣይ ጀራርድ ዲፓርድዮ ደጊፉ ብዝብል ካብ ሸነኽ ተጣበቕቲ መሰል ደቀንስትዮ ከቢድ ነቐፌታ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ሓድሽ ስምምዕ ጒዳይ ስደተኛታት ከም ዝሰማምዕ ገሊጹ። ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ እቲ ስምምዕ፡ ንሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ...
ትማሊ ረቡዕ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከተማ ኖርሾፒንግ ብዝተፈጸመ ተኹሲ ወዲ 17 ዓመት ቆልዓ ሞይቱ። እቲ ኮተቴ ጥቓ...
ሓደ ንገዛእ ርእሱ ብራዚላዊ ጆሴ ኣሲስ ጂያማርያ ኢሉ ዝጽውዕ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ትሮምሶ ኣብ ዝርከብ ኖርወይ’ስ ኣርክቲክ ዩኒቨርሲቲ...