ልዕሊ 100 ዝኾና ፖለቲካውያን ሰልፊታት ጊኒ፡ እቲ ኣብ መስከረም ብዕልዋ መንግስቲ ስልጣን ዝጨበጠ ወተሃደራዊ ስርዓት፡ ናብ ሲቪላዊ...
ፖሎቲካ
ኣብ ከተማ ካርቱም ድሕሪ ዝተኻየደ ገዚፍ ህዝባዊ ተቓውሞ: ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን: ዓብደላ ሓምዶክ: ብፍቓዱ ስልጣኑ ምሕዳጉ ኣፍሊጡ’ሎ።...
ኢትዮጵያ፡ ማሊ ከምኡ ውን ጊኒ: ካብ ሎሚ ንደሓር ኣካል ናይ`ቲ ኣብ መንጎ ሕ.መ.ኣ.ን ሃገራት ኣፍሪቃን ዝተገብረ ናይ...
ኣብ ዴንማርክ: ካብ መጀመርታ እዚ ዓመት ጀሚሩ: ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ስኩተራት ዝዝውሩ ሰባት: ቆብዕ መከላኸሊ ርእሲ (helmet) ክጥቀሙ...
ንመጀመሪታ ግዜ ድሕሪ ነዊሕ እዋን፡ ደቂ ለንደን ነቲ ህቡብ ‘ቢግ ቤን’ (Big Ben) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣብ ሃገረ...
ከም ጸብጻብ ዓለምለኻዊ ፌደሬሽን ጋዜጠኛታት (international federation of journalists – IFJ) ኣብ 2021፡ 45 ጋዜጠኛታት ስርሖም ኣብዝሰርሑሉ...
ብሓሙስ ክትውንጨፍ ተሓሲባ ዝነበረት ናይ ኢራን ሮኬት ፈሺላ። እቲ ውጥን፡ ምስ ሰለስተ መሳርሒታታ ኣብ ዙሪያ ምድሪ ዑደት...
ኣመሪካ ብምኽንያት ቅልውላው ዩክሬይን ኣብ ልዕሊ ሩስያ እንድሕሪ ተወሳኺ እገዳታት ጌራ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ጨሪሱ ክብተኽ ከም...
ኖርድ ስትሪም 2 (Nord Stream 2) ተባሂሉ ዝፍለጥ ኩባንያ፡ እቲ ኣከራኻሪ ዝኾነ ካብ ሩስያ ናብ ጀርመን ዝዝርጋሕ...