ካብ ትማሊ ሰሉስ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሽወደን ዝግበር ናይ ባቡር ጉዕዞታት ብ 25% ከምዝነከየን እዚ ድማ እቲ...
ፖሎቲካ
ክፍሊ ትምህርቲ ሽወደን ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ብግቡእ ክባጻሕ ዘይምኽኣሉ ትገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተት...
ለበዳ ኮሮና ንምንካይ ብቆንስልን ኮሚሽንን ኣውሮጳን ብመሰረት ዝወጸ ጻውዒት ኲሎም ዘየድልዩ ዝተባህሉ ጒዕዞታት ንግዜኡ ደው ክብሉ እዮም።...
ሽወደን ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ምስ ጐረባብታ ዘለዋ ዶባት ምዕጻዋ ንቀረብ መግቢ ዘውርደሉ ሃስያ ከምዘየለ ተገሊጹ። “ሰባት...
ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ሽወደናውያን ኣብ ውሽጢ ቤት ኮይኖም ምስራሕ ይውስኑ። ሰብመዚ ህዝባዊ ጥዕና ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና...
ናብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ (arbetsförmedlingen) ብደለይቲ ስራሕ ዝቐርብ ዝነበረ ወርሓዊ ጸብጻብ ዝተፈላልየ ንጥፈታት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ...
“ብዝተኻእለ መጠን ኪባንያታት ካብዚ ቅልውላው ብደሓን ክገላገላ ድሌትና እዩ” ክትብል ማግዳሊን ኣንደርሰን ሎሚ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ምስ ማእከናት ዜና ሽወደን ኣብ ዝገብሮ ጋዜጣዊ ዋዕላ ካብ ጽባሕ ሮቡዕ ኣብ ተግባር ዝውዕል...
ንብረትነቱ ናይ ሽወደን ዝኾነ መገዲ ኣየር ስካንዲናቪያ ማለት SAS ብሰንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ተላባዒ ሕማምን ሃገራት ዝወሰንኡ ገደብ...
ብሰንኪ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ጻዕሪ ምግታእ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዋላእኳ ዝተፈላለያ ሃገራት ዶባተን ናይ ምዕጻዉ...