ሚኒስተር ዲጂታላይዜሽን ናይ ቴሌፎን ምክትታል ክግበር ከም ዝድግፍ የፍልጥ። ፖለቲከኛታት ሽወደን ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ብሞባይል ብዝርከብ ዳታ...
ፖሎቲካ
ቦርድ ኢመግሬሽን ብዙሓት መደባት ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ክቋረጹ ይገብር ምህላዉ ድማ ተመልኪቱ። ውሕስነት ሓትተቲ ዕቚባ ንምዕቃብን ለበዳ...
ሎቪን፡ ንዓና ዝሰማማዕን ከነትግብሮ እንኽእልን ውሳነታት ኢና ነመሓላልፍ ከም ኖርወይ ዝገበረቶ መንግስቲ ሽወደን ውን ንከተማታት ሽወደን ክዓጽወን...
መራሒ ሰልፊ ሞድራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን ሰልፊ ሞድራትና ህዝባዊ መርመራ ቀዳምነት ንኽወሃቦ ብ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ንዝምራሕ መንግስቲ ጻውዒት...
ብሰንኪ ብዝሒ ተላባዒ ቁጽርን ምዉታንን ዝተላዕለ ቦታ ሒዛ ዘላ ከተማ ስቶክሆልም ሙሉእ ብሙሉእ ንምዕጻዉ ዘኽእል ስጉምቲ፣ መንግስቲ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪንን ሓላፊት ሃይማኖታዊ ጉዳያት ዝኾነት ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ሽወደን፡ ኣማንዳ ሊንድ ትማሊ ዓርቢ...
ቅድሚ ሕጂ ለበዳ ኢቦላ ንምዕጋት ኣብ ጥቕሚ ውዒሉ ዝነበረ መድሃኒት ሕሙማት ኮሮና ንምፍዋስ ፈተነ ክግበረሉ እዩ። እዚ...
ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ተግነል ኣብዚ ሕጂ ዘሎ ኲነታት ንሽወደን ምውሻብ ኣድላዪ ስጒምቲ ኣይኰነን ክብል...
ስትራቴጂ ምዕጋት ቫይረስ ኮሮና ሽወደን ብገሊኡ ናእዳ ብገሊኡ ምንጻግ ኣጋጢምዎ ተባሂሉ። ማዕከናት ዜና ጀርመን ስዱቱሽ ዘይቱንግ፥ ዲ...
ብሰንኪ ቫይረስ ክሮና ናይዚ ወቕቲ ሃገራዊ መርመራታት ናይ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ትምህርቲ ከምዘቋረጸ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ትምህርቲ...