ፖሊስ ሽወደን ነቶም ሕቶ ዑቕበኦም ዝተንጽገ እሞ ንግዴታዊ ምስጓግ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሑ ስደተኛታት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና...
ፖሎቲካ
ብዓሌት ካብ ትጎጃጅሊ ንግዳያት ደግፊ ምስ ግዳያት ቫይረስ ክሮና ዝኾኑ ክፋላተ ሕብረተ ሰብ ደው ብምባል ሓገዝናን ደገፍናን...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት፥ ሕጂ ቀዳምነታትና ህዝቢ ምድሓን እዩ፥ ድሕሪኡ ምድሓን ቊጠባ ብምግባር ይሰርሓሉ ከምዘሎ ገሊጹ። ሚኒስተረ ውሽጣዊ...
መንግስቲ ሽወደን ምስ ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ኣድላዪ ስጒምቲ ንምትግባር ናብ ባይቶ ከይቀረበ ንምውሳን ዘኽእሎ እማመ ሕጊ ምውጽኡን...
ቊጠባ ሽወደን ብ 4% ክሽምረርን መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 9% ክድይብ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊን ኣንደርሰን...
ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ተወሳኺ መርመራታት ክሮና ቫይረስ ንኸካይድ ብመንግስቲ ሓላፍነት ከወሃቦ ምዃኑ መራሒ ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ኦልፍ...
ሎሚ ዕለት 31/03/2020 ኣብ ሳንዱቕ ሽቕለት ኣልቦውነት (A kassan) ዝተመዝገበ ምሉእ ናይ ወርሒ መጋቢት ካሕሳ ክሕሰበሉ ምዃኑ...
ኣብ ኣገልግሎት ሽቅለት ዝምዝገቡ ሰባት ብዕጽፊ ወሲኾም። ድሕሪ ምኽሳት ለበዳ ኮሮና ኣብ ኣገልግሎት ሽቅለት ሽወደን ዝተመዝገቡ ሰባት...
ቊጠባ ሽወደን ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ብሓያል ተጸልዩ እንሃለወ ኣብዚ ወርሒ ካብ ስራሕ ምድስካል ብናህሪ ይረአ ምህላዉ ተገሊጹ።፡...
ሰልፊ ሞድራትና ንሰራሕተኛታት ጥዕና ብውሑዱ 5000 ክሮና ሽወደን ብመልክዕ ተወሳኺ ሓገዝ ክህብወን ከም ዝደልዩ ገሊጾም ክትብል ጋዜጣ...