ማሕበራት ዉሕስነት ሰራሕተኛታት ማለት Faket መንግስትን ዞባዊ ምምሕዳራትን፣ ዓቐን ዉሕስነት ክፍሊት ካሕሳን ናይቶም ኣብ ስራሕ እንዳሃሎዉ ብኮቪድ...
ፖሎቲካ
ኩባንያታት ቮልቮን ስካንያን ዝቕጽል ሰሙን ስርሐን ብኸፊል ክጅምራ ምዃነን ጋዜጣዊ ጸብጻባት ሎሚ ሰሉስ ሓቢረን። ኩባንያ ቮልቮ ካብ...
ኣብ ሽወደን ኣብ ወርሒ ሰነ ኣበየ ዓመቱ ንምዝዛም ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ተማሃሮን ማለት Studenten fest ዝካየዱ ጽምብላት፣...
መንግስቲ ሽወደን ብሰልፍታት ሞደራትናን ሊበራልን ተሓጊዙ ሰዓታት ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ብ60% ናብ ብ80% ክጎድል ዝብል ሓሳብ ከም...
ኣብ ምዕራብ ስቶክሆሎም ከባቢ ቬሊንግቢ ሎሚ ሰሉስ ከባቢ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ኣብ ዘጋጠመ ምልውዋጥ ናይ ቶኽሲ፡...
ባንክ ሽወደን Swedbank ብሰንኪ ኮቪድ 19 ምስ ቅድሚኡ ዝነበረ ናይቲ ባንኪ ጸገማትን ተደሚሩ እብዚ ርብዒ ዓመት ገንዘባዊ...
እያ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ነቶም ኣብ ቱርኪ ተዓጽዮም ዘለዉ ዜጋታቱ ካብ ጽባሕ ሰሉስ ጀሚሩ ከምጸኦም ምዃኑ...
ኡልፍ ክሪሰርሰን፡ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ሞደራተርና፡ ሽወደን ኣብ ሰላም ግዜ ንሓደጋ ዚበቅዕ ተወሳኺ ስልጣን ዚህብ ሕጊ የብላን...
ሚኒስተር ፍትሒ፡ ኣረጋውያን ስቶክሆሎም ሓላፍነት ስልፍኺ እዩ ኩነታት ቫይረስ ኮሮን ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ፖለቲካዊ ኩነታት ሽወደን ሃዲኡ...
ትማሊ ክፍሊ ማሕበራዊ ረድኤት ካብ 13 ዞባታት ሽወደን ናይ ገጽ መሸፈኒታት ምእካብ ን ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ኣብ ዝገብሮ...