ቅድሚ ን”ሶሻል” ምሕባር ምዝርራብ ወለዲ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ፈሪሆም ንደቆም ካብ ትምህርቲ ኣብኲሮም ኣብ ገዛ ከጽንሑ...
ፖሎቲካ
ካብ ሽወደን ንሃገሮም ንኽባረሩ ዝተወሰነሎም ኣብ ፍሌን (Flen) ዝተባህለ ቦታ ዝርከቡ 16 ስደተኛታት ሎሚ ናይ መግቢ ምሕራም...
ብመሰረት ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ሞራል መንግስቲን በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕናን ሰማይ ከም ዝዓረገ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ጠቒሳ። ኣብ ወርሓ...
ሓለቓ መማህራን ናይታ ንምእጋድ እስላማዊ ሕጃብ ዝተቓወመት፡ ኣብ ደቡብ ሽወደን እትርከብ ምምሕዳር ስኩሩፕ (Skurup) እትርከብ ቤት ትምህርቲ፡...
መንግስቲ ንሽወደን ነቲ ካብ ኤዉሮጳ ወጻኢ ናብ ሽወደን ንምእታዉ ዝጸንሐ ግዚያዊ እገዳ ብምንዋሕ ን30 ተወሳኺ ማዓልታት ክጸንሕ...
ኩባንያ መሸጣ ክዳውንቲ MQ ወግዓዊ ናይ ጠፈሻ ጠለቡ ናብ ቤት ፍርዲ ከምዘቕረበ ሓቢሩ። ጠንቂ ናይዚ ድማ ኣብ...
ብሰንኪ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ለዉጢ ካብ ንቡር ኩነታት ዝተተንከፈ ሃገራዊ ቁጠባ ሽወደን መጻኢኡ ኣብ ዘጠራጥር ኩነታት ከዝወደቐ፣...
ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዘጋጥም ናይ ሞት ተራዮታት ብዙሓት ሃገራት ዓለም ከም ዘይምዝግበኦን ስለዝኾነ...
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ዕዳጋታት ስራሕ ዓቢ ጽልዋ ከምዝፈጠረ ርዱእ እዩ። ከምሳዕቤኑ ድማ ኣብ ውሽጢ ሓደ...
ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ሽወደን ዝመጹ ደለይቲ ዕቝባ ከምዚጎደለ ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ይሕበር። በዚ መስረት ሰረሕተኛታት...