ንምዉዳእ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ብዝምልከት መንግስቲ ወሲንዎ ዝጸንሐ ናይ ዘይምክያድ ዉሳነ ብምምሕያሽ ርእይቶ ተማሃሮን መማህራንን ብምቕባል፣ ብሓባር...
ፖሎቲካ
ዓመት መጸ ካብ እዋን በረድን ዛሕልን ናብ ጸሓይን ዋዕን ዝእተወሉ እዋን ምኽንያት ብምግባር ኣብ ድሮ ባሕቲ ግንቦት፣...
ብሪጣንያዊ ፕሮፌሰር ሕማማት ለበዳ ኒል ፈርጉሰን ኣብ ስቶክሆልም ዘሎ መጠን ሞት ሕሙማት ኮሮና እናዛየደ ይመጽእ ምህላዉን ምስ...
መራሕቲ ሃገራት ኤዉሮፓ ብሰንኪ ኮቪድ 19 ስዒቡ ኣብ ኤዉሮፓ ተፈጢሩ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልዉላዉ ንምሕዋይ ዘኽእል ሓባራዊ ማዕከን...
ብመሰረት ግምገማ ኖቩስ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ኣዋርሕ፡ እዚ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሶሻልደሞክራት ተቐባልነቱ ክብ ከምዝበለ...
ኣብ ሽወደን ኣባላት መንግስቲ ሶርያ ኣብ መርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ተነጊሩ። ኣብ ሽወደን ኣባላት መንግስቲ ሶርያ ፈጺሞሞ ዝበሃል...
ሽወደን ብእትኽተሎ ፖሊሲታት ኣጉሊሑ ብምርኣይ፡ ብሩህ መጻኢ ሕብረተሰብና ንምውሓስ ፖሊሰታት መንግስቲ ንሽወደናውያን ኣብ ቅድሚት ዝሰርዕ ክኸውን ከምዝግባእ...
ብመሰረት ህልው ኣብ ሽወደን ሰፊሩ ዘሎ ሕጊ፡ ንህጹጽ እዋን ዘገልግል ሕጊ ብዘይመስፋሩን ብዘምህላውን ምሉእ ህጹጽ ግዜ ክትእውጅ...
ናሳ ጠፈርተኛታት ሽወደን ስእሊታት ጋላክሲ ጐደባኡ ክልእከሉ ከም ዝሓተቶም ተፈሊጡ። ብረቡዕን ሓሙስን ፕላኔታት እተጽንዕ ልእኽቲ ሳተላይት ናሳ...
ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ኣብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ዝተሰረዙ ጒዕዞ ነፈርቲ ምኽንያት ብምግባር ዓማዊል ገንዘቦም ክምለሰሎም እዩ እኳ እንተተባህለ...