ነብሰ-ምውሻብ ነቲ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ደሪቱዎ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ።ኤውሮጳዊ ናይ ልኽፈት በዓልስልጣን፡ ምዕጻው ዶባት ንምድራት ኮሮና ብቑዕ ኣይኮነን...
ፖሎቲካ
ኣብ ሽወደን ንምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ 19 ንምግታእ ተባሂሉ መንግስቲ ዝመደቦ መርመራ 100 000 ሰባት ኣብ ሰሙን ከምቲ ዝድለ...
ሽወደናውያን ምምሕዳር ከተማታትን ዞባታትን፡ ቁጠባ ሽወደን ክሳዕ 2023 ናብቲ ዝነበሮ ከም ዘይምለስ ኣጠንቂቀን። ሽሕኳ እቲ ኩነታት ኣወንታዊ...
መንግስቲ ቈልዑ ንዘልዉዎም ስድራ ዝገብሮ ዝነበረ ፋይናንሳዊ ሓገዝ መንበሪ (bostadsbidrag) ብ 25% ክውስኸሉ እዩ ተባሂሉ። እዚ ብማእከላይን...
መንግስቲ ሽወደን ብስንኪ ስእነት መድሃኒት ዝተፈጥረ ቅልዉላዉ ከምዘየለ ንምኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሌና ሃለንግረን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤኮት...
እቲ ቅድሚ ዝመጽእ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ሽወደን፣ ኩለን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ዝርዕማሉ ፖሊሲ ኣብ ሕቶ ኢመግረሽን ንኽህሉ...
ሚኒስተር ወጻኢ ጒዳያት ክሳብ ወርሓ ሰነ ሰባት ኣድላዪ ካብ ዘይኮነ ጒዕዞ ክቚጠቡ ኣተሓሳሲባ። ነዚ ዝምልከት ሓድሽ ውሳነ...
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...
ናይ ፊናንስን መንበሪ ኣባይትን ሚኒስተር፡ ፐር ቡሉንድ፡ ብሰንኪ ለበዳ ዋጋ ገዛውቲ ኪሓስር ከም ዚኽእል ተዛሪቡ። “ከምቲ ኣብ...
ኣብ ምምሕዳር ሊድሾፒን ዝነብሩ ወለዲ፡ ደቆም ናብ ቤት ትምህርቲ ምስ ዘይልእኩ ካሕሳ ክኸፍሉ ምዃኖም ተሓቢርዎም ክብል TT...