ፊንላንድ ኣባል ነቶ ንምዃን እንድሕሪ ሓቲታ ሽወደን እውን ተመሳሲሊ ውሳነ ንኽትወስድ ናይ እወ ድምጺ ክህብ ምዃኑ ቦርድ ዴሞክራስያውያን...
ፖሎቲካ
ብመሰረት ግዜያዊ መምርሒ ሓለዋ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ዝበዝሑ ስደተኛታት ዩክሬይን ኣብ ሽወደን ግዜያዊ ፍቓድ መንበሪ እዮም ተዋሂቦም ዘለዉ። እንተኾነ...
ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ክካይድ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ መራሒት ሊበራላዊ ሰልፊ ንያምኮ ሳቡኒ ብፍቓዳ...
ረቡዕ ረቡዕ ብዘይምቊራጽ ኣብ ስቶክሆልም ፊት ኤምባሲ ሩስያ ንኲናት ዝዂንን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ካብዞም ኣብ ዝሓለፈ ሳምንትታት ኣንጻር...
ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝግበር ዘሎ እገዳታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገራቱ ንመራኽብ ሩስያ ወደባተን ክዓጽዋ እማመ...
ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ ጒባኤኡ ኣብ ዘካይደሉ ኣጋጣሚ ሽወደን ምስ ፊንላንድ ብሓባር ኣባልነት ኔቶ ክሓታ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝያዳ እገዳታት ክጽዕን እዩ ዝብል ትጽቢት እኳ እንተሃለዎ እዚ እገዳታት ንጽላት ጸዓት...
ቆንስል ኮሚተ ምስያም፡ ነቲ ስም ጎደና ኤምባሲ ሩስያ ክቕየር ዝብል ሕቶ ኣይፋል ብምሃብ እቲ ጎደና ስሙ ሒዙ...
ኣብ ባይቶ ሽወደን ናብ ኔቶ ንጸንበር ዝብል ድምጺ ገና ኣብ ዝወሓደ ደረጃ ብምህላዉ ነዚ ኣጀንዳ ኣብ ምግዋሕ...
ሽወደን ትዂን ፊንላንድ ኣባላት NATO ኣይኮናን፡ እንተኾነ ግና ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብሩስያ እተገብረ ወራር ምስቲ ወተሃደራዊ ኪዳን...