ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና፡ ናይ መጥባሕቲ ቆጸራታት ምስግጋሮም ወይ ድማ ምስራዞም ንመሰላት ረብሓታት ሕማም (sjukpenning) ከምዘይስርዞም፡ መንግስቲ ሽወደን...
ፖሎቲካ
መንግስቲ ሽወደን፡ ብሰንኪ ኣብ ሶርያ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ንዘስዓቦ ስምብራት ንምቅላል ዝውዕል ናይ 900 ሚልዮን ክሮነር ሓገዝ...
ምምሕዳራት ከተማ ኣብ ምስላጥ ተበግሶታት ፖሊሲ ዕዳጋ ሽቕለት ክሳተፋ ኣለወን ክብል መርመራ መንግስቲ ዛዛሚ መግለጺኡ ኣውጺኡ ኣሎ...
ሚኒስትሪ ፋይናንስ ሽወደን ቅድሚ ናይ ክረምቲ ባጀት ንምስላዕ ኣብ ፓርላማ ዝግበር ምዝርራብ፡ ክፍሊት ግብሪ ንምጉዳል ዘኽእሉ ኣርባዕተ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቶም ኣብ ሽወደን ዝሰርሑ ወጻእተኛታት ኣመልኪቱ፡ ካብ ዝቕጽል ዓመት ጀሚሮም ግብሪ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ርእይቶኡ ገሊጹ።...
ብ”ንእሽቶ ልቢ” ብምባል ዝፍለጥ ብዓቃባዊ ሰልፊ ዝተበገሰ ቢል ብኹለን ሰልፍታት ደገፍ ምርካቡ ኣቦ ወንበር ዓቃባዊ ሰልፊ ኦልፍ...
ቅድሚ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ፡ ኣስታት 100 ሽሕ ሕሙማት ሞያዊ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ሪጋ ሒዞም ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...
ጉዳይ ጥዕና ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ሽወደን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ክስራዕ እንከሎ፡ ቀጺሉ ድማ ኢሚግሬሽንን ምውህሃድ ስድራቤትን ዝስራዕ...
መንግስቲ ዝመርሑ ዘለዉ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራት ብህዝቢ ፍቱዋት ኮይኖም ይቕጽሉ ምህላዎም SEVO ዘሳለጦ ሓድሽ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። ሰልፍታት...