ከባብያዊ ብከላ ንምጉዳል፡ ሽወደን፡ ዋጋታት በንዚንን ናፍታን ክትውስኽ ከድልያ እዩ ክብሉ ካብ በዓል መዚ መጓዓዝያ ሽወደን ዝወጹ...
ፖሎቲካ
መንግስቲ፡ ሕጊ ዕዮ፡ ብመሰረት እማመ ፈደሬሽን ኩባንያታት ሽወደንን PTK ንኽቕየር ድሕሪ ምውሳኑ፡ ሓላፊ ጸጋማይ ሰልፊ፡ ጆናስ ኾስተድ፡...
ሚኒስተር ዕዮ ሽወደን፡ ኢቫ ኖርድማርክ፡ ሎሚ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ንሕጊ ዕዮ ንምቕያር ይሰርሕ ምህላዉ ገሊጻ።...
ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ንምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምክትታል፡ ቅልጡፍን ኣጠቓላልን መስርሕ መርመራታት ንኸካይዳ፡ ኮሚሽነር ኮምሽን ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ኦርሶላ...
ብመሰረት ውሳኔ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ሽወደን፡ ንውሱናት ዓይነት ሓሳኹ፡ ከም ዓይነታት መግቢ፡ ንኽሽየጡ ከተፍቅድ ምዃና እኳ እንተሓበረት፡ እቶም...
በዓል መዚ ቤት ማእሰርቲ ሽወደን፡ ኣብ ከተማ ካልማር፡ ሓድሽ ህንጻ ቤት ማእሰርቲ ክሰርሕ መደብ ጌሩ ከምዘሎ ሚኒስተር...
ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝመጹ ስደተኛታት፡ ምስ ሕብረተሰብ ሽወደን ንምምውህሃድ ንምኽኣል፡ ብሁስሆልኒንሱስኮፐት (Hushållningssällskapet) ዝምራሕ ብግሪን ኣረና (Green Arena)...
ብሰልፍታት ሶሻል ዲሞክራትና፡ ጸጋማይን ሚልዮፕርትየትን እትምራሕ፡ ምምሕዳር ትሮሌሄታን (Trollhättan)፡ ኣብቲ ምምሕዳር ዝረአ ዘሎ ዓሌታዊ ፍልልይ ንምውጋድ ብዝብል...