ብትካል ኖቮስ ዝተኻየደ ዳህሳስ ከምዝሕብሮ፡ ኣስታት 77% ካብ ተቐማጦ ሽወደን ዝኾኑ ሰባት፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ንክውግኡ ድልዋት...
ፖሎቲካ
ሎሚ ሓሙስ ንግሆ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡ ሚኒስተር ዕዮን ሚኒስተር ትምህርቲ ሽወደን ኣብ...
ኣብ ሃገረ ግሪኽ፡ ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል ተባሂሉ ዝወጸ ናይ ምንቅስቓስን ማሕበራውን እገዳታት፡ ኣብታ ሃገር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት...
ኣብታ ሕጊ ንምኽባር፡ ብዝብል ምኽንያት፡ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኲናት ዝተኸፍታ ርእሰ ምምሕዳር ኢትዮጵያ ዝኾነት ክልል ትግራይ፡...
ሓድሽ ዝተመርጸ መራሕ መንግስቲ ኣሜሪካ ጆ ባይደን ቃለ ማሕላ ብምፍጻም ሓድሽ መዝነት መራሕ መንግስትነት ከምዝርከብ ካብ ዋሽንግቶን...
ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ንምስፍሕፋሕ ተቐያያሪ ዓሌታት ኮሮና ንምቁጽጻር ብዝምልከት፡ ሓባራዊ ዝኾነ መሰረታዊ መስርሕ ምክልኻል እንተዘይኣቚሙ፡ ኣብ ዶባት ሃገራት...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከባ ብቁጠባውን ማሕበራውን ኩነታተን ድኹማት ዝኾና ከባቢታት ( ሳንኩፍ ከባቢታት) ዝነብሩ ንሓደጋ ዝተቓልዑ...
ድኻታት ሃገራት ዓለምና እንዳ ተሳቐያ፡ ሃብታማት ሃገራት፡ ንክታበት ኮሮና ንኽውንና ላዕልን ታሕትን ምባል እንተድኣ ቀጺለን፡ ዓለምና፡ ናብ...