መንግስቲ ህንዲ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኢኹም ብምባል ንሮሂንጊያ ይገፎም ምህላዉ ድምጺ ኣመሪካ ሓቢራ። ኣብ ዝሓለፋ ኣዋርሕ ሓይልታት ጸጥታ...
ፖሎቲካ
ኣብ ዞባ ኒጀር (ናይጀርያ) ዛጊት ቊጽሮም ዘይተፈልጠ ተመሃሮ ወጋሕታ ብ “ዕጡቓት ሸፋቱ” ከም እተወስዱ ተገሊጹ። እዞም ሸፋቱ...
ሕቡራት መንግስታት ን ምሕያር ልእልቲ ለጢፋ ዱባይ ኣመልኪቱ ምስ ሰብመዚ ኢማራት ክዝቲ እዩ ተባሂሉ። ብመሰረት ልእልቲ ለጢፋ...
ወኪል ጠፈር ቻይና መንኰርኰሩ ናብ ዘንጊ እታ “ቀያሕ ፕላኔት” እናተባህለት እትጽዋዕ ማርስ ድሕሪ ምጽጋዑ ስእሊታ እታ ፕላኔት...
መንግስቲ ሽወደን፡ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና፡ ከየጋጥም ስግኣት ከምዘለዎ ገሊጹ። ነዚ ስግኣት ምርኩስ ብምግባር፡ ከፊላዊ ምዕጻው ከተግብር...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ትሬሌቦሪ፡ ዝርከብ ሰልፊ ስቬርያ ዴሞክራትና፡ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ስራሕ ክረክብ ዝደሊ ሰብ፡ ናይ ግድን...
ስምምዕ መሰል ህጻናት፡ ንኹሎም ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ህጻናት፡ መሰል መንበሪ ፍቓድ ንኽረኽቡ ዝውስን ኣይኮነን ክብል በዓል መዚ...
ውሩይ ስጳኛዊ ደራፋይ ራፕ ፓብሎ ሃሰል ካብቲ እተዓቚበሉ ዩኒቨርሲት ተታሒዙ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ ተገሊጹ። ፖሊስ ካታላን...
ዋና ጸሓፊ ኔቶ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብሰኑይ ኣብ ዝሃቦ ቃል ዕጡቓት ኣፍጋኒስታን እንድሕሪ ኣህጒራዊ ሰራዊት ኣብቲ ዝተወሰነሉ ግዜ...
ወከልቲ 164 ሃገራትን ኣባላትን ውድብ ንግድ ዓለም ብሰኑይ ን 66 ዝዕድሜኣ ናይጀርያዊት ክኢላ ስነቚጠባ ንጎዚ-ኤዌላ ዳይረክተር ጀነራል...