እታ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ብቃለ-ፈጽሚ (parole) ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝወጸት፡ ተጣባቒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዝኾነት ሱዑዳዊት፡ ሉጄይን...
ፖሎቲካ
ኣብታ ብኲናት እትሕመስ ዘላ ክልል ትግራይ ሓይልታት ጸጥታ ክልል ኣምሓራ ሰባት ይጨውዩን መሬት የፈናቕሉ ምህላዎምን ሰብ መዚ...
መራሒ ተቛዋሚ ሰልፊ ሰኒጋል፡ ዑስማነ ሶንኮ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክልቀቕ ምዃኑ ኣብ ርእሰ ከተማ ሰኒጋል፡ ዳካር፡ ዝርከብ...
ፈረንሳዊ ፖለቲከኛን ቢልዮኔርን፡ ኦሊቭዬር ዳሰልት፡ ብምኽንያት ሓደጋ ሄሊኮፕተር ምሟቱ ምንጭታት ባይቶ እታ ሃገር ኣመልኪቶም። ዳሰልት፡ ብናይ ውልቁ...
ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ፡ ትማሊ ሰንበት፡ ነታ ብኢራን ይሕገዝ እዩ ዝበሃል ዕጡቕ ጉጅለ ሑቲ፡ ዝተቘጻጸራ ከተማ ሰንዓን...
ሓይልታት ኣመሪካን ኔቶን፡ ካብ ኣፍጋኒስታን እንተድኣ ወጺኦም፡ ጣሊባን ቅልጡፍ ወተሃደራዊ ሕውየት ኣጥርዩ ንኣፍጋኒስትን ክቈጻጸራ ይኽእል እዩ ክብል፡...
ኣብ ኢኳተርያል ጊኒ ብዘጋጠመ ተኸታታሊ ምፍንጃራት፡ ብውሕዱ 17 ሰባት ምሟቶምን ኣማኢት ድማ ምቚሳሎምን ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር...
51.2% ካብቶም ድምጾም ዝሃቡ፡ ነዚ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት፡ ገጽ ዝሽፍን መቕንዓት ዘይሕጋዊ ዝገብር እማመ ደገፎም ሂቦም ኣለዉ...