ሱዳን፡ ኣብ ምዕራብ እታ ሃገር፡ ዞባ ዳርፎር፡ ግፍዕታት ብምፍጻሙ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተኸሲሱ ዝጸንሐ፡ መራሒ ሚሊሻ፡ ብምሕረት...
ፖሎቲካ
ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን፡ ንሓገዝ ምምሕዳራት ከተማ ዝኸውን፡ 200 ሚልዮን ክሮን ክቕርብ፡ መንግስቲ፡ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ክብል ማዕከን ዜና...
ንልዕሊ 11 መዓልታት ካብ መራኸቢ ብዙሃን ድሕሪ ምኽዋሉ ብዛዕባ ጥዕና ፕረሲደንት ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፉሊ፡ ብዙሕ ሕቶታት ክለዓል...
ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ናይ ፕላስቲክ ጠያይትን ናይ ሓሶት ቦምብን ብምትኳስ ነቶም ተመሃሮ ንምብታን ምፍታኖም ቢቢሲ ኣብ ዘውጽኦ...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግፍዒ፡ ዓለም ለኻዊ መርመራ ክካየደሉን፡ ሰራዊት ኤርትራ...
ኣብ ዓለምና፡ ዛጊት ኣብ መንግስቲን ሓገግቲ ኣካላትን ሰፊሕ ጾታዊ ኣድልዎ እኳ እንተ ሃለወ፡ ብዙሓት ደቀንስትዮ፡ ናብ ዝለዓለ...
131 ሽሕ ዝኾኑ ሰባት ኣብ 39 ዝተፈላለያ ክብጻሓ ዝኽእላ ቦታታት ክልል ትግራይ፡ ኣምሓራን ዓፋር ተመዛቢሎም ምህላዎም ኣህጒራዊ...
ኣመሪካ ነቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤላዊ ቢልዬነር፡ ዳን ገርትለር፡ ዝጸዓነቶ እገዳ ንምልሕላሕ ዝነበራ ሓሳብ ከም ዝቐየረቶ ተገሊጹ። እዚ...
ኣመሓዳሪ ዞባ ደልታ ነበር፡ ጄምስ ኢቦሪ፡ ኣብ ዓመተ 2012፡ ብዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብ፡ ኣብ ሃገረ ብሪጣንያ ክሲ ተመስሪትዎ...