ሃገረ ፓኪስታን፡ ምስ ምምሕያሽ ዝምድናታታ፡ ናህሪ ዋጋታት ንምቊጽጻር ካብ ህንዲ ገለ ጥረ ነገራት ክትሽምት ምፍቃዳ ተገሊጹ። በዚ...
ፖሎቲካ
ኣብ ትግራይ፡ ከባቢ ማሕበረ ዴጎ ዝተባህለት ዓዲ፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ጃምላዊ መቕተልቲ ሲቪላውያን ከም እተኻየደ ቢቢሲ ብመርትዖታት ምርግጋጹ...
ሱዳን ነቶም ብ 1998 ኣብ ኬንያን ታንዛንያን ኣብ ዝርከቡ ኤምባሲታት ኣመሪካ ብመጥቃዕቲ ቦምብ ግዳያት ዝኾኑ ሰባት ናይ...
ኣብ ወርሒ ጥሪ፡ ኣብ ጽንብል መርዓ እናሃለዉ 19 ሲቪላውያንን ሰለስተ ዕጡቓትን ብደብዳብ ነፈርቲ ፈረንሳ ከም ዝተቐተሉ፡ መርመራ...
ሊባኖስ፡ ሓድሽ መንግስቲ እንተዘይረኺባ፡ ከም ታይታኒክ ክትጥሕል እያ ክብል ሓደ ላዕለዋይ ፖለቲከኛ ሊባኖስ ኣጠንቂቑ። መላእ ሃገር፡ ኣብ...
ቻይና ካብታ ብብሪጣንያ እተዳለወን ብኣገዳስነቱ ልዑል ምዃኑ ዝንገረሉ ልዝብ ክሊማዊ ለውጢ ከም ዝቦኸረት ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብዚ ሎሚ...
መራሒ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጉጅለ ዲ/ሪ/ኮንጎ ነበር፡ ቦስኮ ንታጋንዳ፡ ብገበን ኲናት ተፈሪዱ ድሕሪ ዘቕረቦ ናይ ይግባይ ጥርዓን፡ ሎሚ...
መንግስቲ ሱዳንን ብዓብዱልዓዚዝ ኣልሒሉ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጒጅለ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ሱዳን–ሰሜንን ሓደ ካብተን ምስቲ ኣብ 2019...