ሎሚ ረቡዕ፡ ሚኒስተራት ፋይናንስ ኣማሓዳሪ ማእከላይ ባንክን ብመንገዲ ናይ ቪድዮ ኣብ ዘካይድዎ ኣኼባ፡ ድኻታት ሃገራት ዓለማና ንምሕጋዝ፡...
ፖሎቲካ
ካብ ወርሒ ጥሪ 2021 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ፡ ኢራን፡ 55 ኪሎ ግራም ዩራንዩም ከምዘፍረየትን፡ እዚ ዝፈረየ ዩራንዩም ክሳብ...
ምምሕዳር ከተማ ማልመ፡ ኣብ ጽላት ቱሪዝም ንዝነጥፋ ንግዳውያን ትካላት ዝውዕል፡ ሓድሽ ወፍሪ ድጎማ ከም ዝመደበ ሓቢሩ ክብል...
ኣብ ናይጀርያ፡ ሓደ ጉጅለ ዕጡቓት፡ ንሓደ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጥቅዖም 1800 ዝኾኑ እሱራት ምምላጦም ሰብመዚ እታ ሃገር...
ሃገረ ሽወደን፡ ነተን ካብ ኤውሮፓዊ ሕብረት ወጻኢ ዘለዋ ሃገራት ዝወሃብ ተወሳኺ ክታበት ከምዘይብላ ብመንገዲ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡...
ኣብ መንጎ መራሕቲ ሰልፍታት ዝተኻየደ ንመጠን ተኣማንነት ዝምልከት ምርጫ፡ መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና ዝኾነ፡ ጂሚ ኦክሰን፡ ንፈለማ...
ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፈደሬሽን ንምትእስሳር ዝርርብ ከም ዝጅመር ገለ ሓበሬታትት ምህላዉ ሆርን ደይሊ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ፕረሲደንት...
ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ዝግበር ዘሎ ዓፈና ወራስ ዓራት ዮርዳኖስ ነበር ልኡል ሓምዛ ቢንሑሴን ኣብ...