ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፡ ሃገሩ፡ ነቲ ብእስራኤል ኣብ ትሕተ ምድራዊ ህንጻ ኑክሌር፡ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ሕነ ክትፈዲ ምዃና...
ፖሎቲካ
መርመራ ናይ 11 ኣባላት፡ ሕሉፍ ጀርመናዊ ኣሸባሪ ጒጅለ “ግሩፕ ኤስ” ሎሚ ሰሉስ፡ ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት፡ ጀርመን፡ ከም...
በዓል ቤታ ንንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኤሊዛቤት II፡ ወራስ ዓራት ዓዲ እንግሊዝ፡ ፊሊፕስ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ መበል 99...
ግብጽን ኡጋንዳን፡ ብሰንኪ ኢትዮጵያ ኣብ መስመር ፈለግ ኒል እትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ፡ እናነሃረ ዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፡ ስለያዊ ሓበሬታ...
ኣብ ዳርፉር፡ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግርጭት፡ ዛጊት 132 ሰባት ከም ዝሞቱ፡ ኣመሓዳሪ ክልል ምዕራብ ዳርፉር ገሊጹ። መንግስቲ...
ፈረንሳዊ ኮሚሽን፡ ነቲ ኣብ ዓመተ 1994 ኣብ ሃገረ ሩዋንዳ ዘጋጠመ ሂወት 800 ሽሕ ሰባት ዝቐዘፈ ዓሌታዊ ህልቂት፡...
ኣብ ቀረባ እዋን እተኻየደ ምርጫ ሃገረ እስራኤል፡ ተዓዋታይ ብንጹር ክፍለ ብዘይምኽኣል፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር፡ ንበንያሚን ናተንያሁ፡ ሓድሽ...