ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ንመልመልቲ ዜጋታት ሽወደን ንዘይኮኑ ሰባት “ፍቓድ ስራሕ ትሸጡ ኣለኹም” ብዝብል ይኸሶም። ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን...
ገበን
ትካል ሓባሲንብዓት (Ombudsmannen för rättvisa) (JO) ንኽልተ ኣኽበርቲ ሕጊ ብምጒዳል ስነምግባር ምኽሳሱ ተገሊጹ። ሓደ ካብዞም ተኸሰስቲ ኣብ...
ሽወደን ስም ኣልቦን ኣቐዲሙ ኣብ ጥቕሚ ውዒሉን ዝነበረ ካርድ ቴለፎናት ንምኽልካል ሓድሽ ሕጊ ንምፍጻም ኣብ ምቅርራብ ከም...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቴፋን ሉፊን ዓርቢ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ውዱባት ገበነኛትት ከምኡ’ውን ኣብ ዓመጽን ምፍጃርን ኣብ ልዕሊ...
መንግስቲ ቊጽሪ ካርድ ካብ ወረቐት መንነቶም ክሓብኣሎም ፖሊስ ሽወደን ሓሳብ ኣቕሪቦም። ፖሊስ ነዚ ዝሓተቱ ኣብ ጒጅለታት ገበን...
ሽወደናዊ ኤጀንሲ ቀረጽ ስካትቨርከት ከምኒ ዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብን ጒጅለኣዊ ራስያን ንዝመሰሉ ፋይናንሳዊ ገበናት ንምቊጽጻር ሓድሽ ኣገባብ ምብጋሱ...
ሓደ 32 ዝዕድሚኡ መንእሰይ ኣብ ናይ 70 ኪ.ሜ ኣስፋልት ብ 152 ኪሎሜትር ፍጥነት መኪና እናዘወረ ተታሒዙ ናብ...
ሎሚ ኣብ ከተማ ሃልምስታድ ኣብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዕቕቢ ብዝተካየደ መጥቃቲ ክልተ ሰብ ቆስሊሎም። ፖሊስ እዛ ከተማ ን...
ብገበን ዝተፈርዱ ዘወርቲ ታክሲ ንብዙሕ ዓመታት ታክሲ ከም ዝዝውሩ ጋዜጣ DN ጸብጺቡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ እዚ ዝኾነሉ...
ብሰንበት ምሸት ኣብ ዮተበሪ 20 ዝኾኑ ማስኬራ ዝወደዩ ሰባት ንሮንዲ ፖሊስ ኣብ ሄይሲንግዝ ፓካ ኣጥቂዖ ተባሂሉ። እቶም...