ሩስያውና ሰርሰርውቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ተመሃሮን መማህርንን ትካላት ዩንቨርሲታት ሽወደን ሓበሬታ ምርሳዮም ተገሊጹ። እዚ ሓበሬታ ምስክር ወረቓቕቲ መማህራንን...
ገበን
ብምትላል ምብላዕ ካሕሳ ሕክምና ህጻናት ዝጥርጠሩ ወለዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዕጽፊ ወሲኹ ተባሂሉ ክብሉ ኣሃዛት ፎርሸክሪንካሳ (...
ገለ ሰባት ፖሊስ እናተመሰሉ ብፍላይ ንሽማግለታት የታልሉ ምህላዎም ፖሊስ ሓቢሩ። ገለ ሰባት ናብ ኣባይቲ ግዳያት ብምኻድን ኣብ...
ኣብ መስርሕ ምሕዳን ገበነኝታትን ሕጊ ኣብ ምኽባር ንዝንቀሳቐሱ ሰብመዚ ንምዕንቃፍ ዝንቀሳቐስ ድማ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ማእሰርቲ ክቕጻዕ...
፡ እዚ ቕትለት ኣብ ሓምለ 19 2019 ፍርቂ ለይቲ ዘጋጠመ ኮይኑ ሓደ መንእሰይ ኣብ ኖርዲስታን ማእከል ከተማ...
እዚ ጻውዒትን ጥርዓንን ጒዳይ ዕጸፋርስ፥ ባእስን ካልእን ዘጠቓለል ኮይኑ ፖሊስ ዛጊት ሰለስተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም...
ክሳብ መወዳእታ 2019 ዝተፈላለያ ዞባታት እታ ሃገር 236 ምፍንጃራት ከም ዝረኣየን እዚ ድማ ምስቲ ዓሚ ዘጋጠመ 162...
ኤጀንሲ ቀረጽ ሽወደን ስካተርቨርት ( Skatteverket ) ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ልዕሊ 34 ሽሕ ውልቀሰባትን ትካላትን ዛጊት...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምዕራብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ መምህሩ ንዝቐተለ ገበነኛ ፍርዱ ካብ 11 ዓመት ናብ 9...
ደጋጊሞም ኣብ ስርቂ ምውፋሮም እተረጋገጹ ዕሉላት ዓዋሉ ካብዚ ጽድያ ጀሚሮም ናብ ዱካናት ኣትዮም ከይሽምቱ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ...