በዓል መዚ ስካትቨርከት (skatteverket) ሽወደን ኣብ ምዝገባ ህዝቢ ሽወደን ዘሎ ኮነ ኢልካ ዝግበር ምዝባዕ ኣድራሻ ካብ ፋይናንሳዊ...
ገበን
ኣብ ሰሜን ሩባ ኡፕሰላ ዝተረኽበ ሬሳ፡ ናይቲ ደሃዩ ኣብ ወርሓ መጋቢት ዝጠፍአ ፓኪስታናዊ ጋዜጠኛ ምዃኑ ፖሊስ ምርግጋጾም...
ኣብ ሽወደን ብዙሓት ሰባት ብሓሶት ይደናገሩ ምህላዉ ፖሊስ ሽወደን ይሕብር። ሰባት ብኣደናገርቲ ፖሊስ ገንዘቦም ይዝረፉ ከምዘለዉን ሓቢሮም።...
መንግስቲ ፍሩዳት ገበነኛታት ካብ ሃገር ንምብራር ናይ ማእከላይን ሊበራላዊ ሰልፍታት ደገፍ ምርካቡን ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢራ። “ሕጂ...
“ኦ ናይ ሰሜን ሰራሕተኛታት ሕበሩ” ዝብል ቴማ ዘለዎ ናይ ናዚ ሰሌዳ ምልክታ ኣብ መንደቕ ቤት ጽሕፈት ማሕበር...
ሕሙማት ኮሮና ኣብ ምእላይ እናሃለወት ህይወታ ዝሓለፈ ነርስ ኣማውታኣ ምስ ሸለልትነት ዝተተሓሓዘ እዩ ንዝብል ክሲ ንምጽራይ መርመራ...
ኣብ መላእ ሽወደን ንዝግበር ጥሕሰት ትራፊክ ዝዳረግ መቕጻዕቲ ብመንገዲ ኣብ ሞባይል ናይቶም ሰራሕተኛታት ዝተጻዕነ ፕሮግራም ክፍጸም ምዃኑ...
ኣብ ሽወደን ኣባላት መንግስቲ ሶርያ ኣብ መርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ተነጊሩ። ኣብ ሽወደን ኣባላት መንግስቲ ሶርያ ፈጺሞሞ ዝበሃል...
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ሄልሲንግቦርግ ዝጸንሐ ምጥሓስ ዕሸጋ መካይን ወይ ፓርከሪንግ ሕጋዊ መሰረት ዘይብሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብዚ እዋን...
ቢሊ ሬሎፍ ኣስፒላጋ ዝተባህለ ዕሉል ሰራቒ ንላዕለዋይ ጠበቓ ሄንሪክ ኦልሶን ተኲሱ ክቀትሎ ብፍታኑ ዝተፈላለያ ማዕከና ዜና ሓቢረን።...