እዚ ወዲ 16 ዓመት ኰተቴ ነታ ግዳይ ኣብ ወርሒ ግንቦት ገንዘባ ክራስያ ብምባል እዩ ብስሕለት ወጊኡ ቀቲልዋ።...
ገበን
ዝበዝሑ ኣባላት ባይቶ ሽወደን እንተላይ ሰልፊታት መንግስቲ ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝምስረት ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ንላዕሊ ምምርዓው ከም...
ፖሊስ ስቶክሆልም ኣብ ንግዳዊ ማእከል ሺስታ ናይ ቶኽሲ ፍጻሜ ከምዝትኻየደ ሓበሬታ ምስ መጾ ብቕጽበት ነቶም ኣብኡ ዝነበሩ...
ዓርቢ ሰዓት 7:30 ድ.ቐ ከም ነፍሲ ወከፍ ካልእ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ኦሎፍ ፓልመ፡ ካብ ስራሕ ናብቲ ኣብ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ዘይሕጋዊ ብረትን ነቶግትን ዘሰጋግሩን ዝውንኑን ሰባት ብዝምልከት ዝተረረ መቕጻዕቲ ንኽብየነሎም ናብ ኮሚቴ ሕጊ ሽወደን እማመ...
ትማሊ ምሸት ኣብ ከተማ ነይሾፒን ሓደ መንእሰይ ብጥይት ተሃሪሙ ከምዝሞተ TT ሓቢሩ። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈጸመ ገበናዊ...
መንግስቲ ብገበን ንዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ብቴክኖሎጂ መለለዪ ገጽ ኣብ ቀይዲ ንምእታው ሓድሽ ኣዋጅ ምትእትታዉ ተሓቢሩ።...
ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ ነቲ ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሂወት ጸለምቲ ዋጋ ኣሎዎ ብዝብል ምንቅስቓስ ዝካየድ ዘሎ ጸረ...
ፖከቲከኛታት ሽወደን ኣብ ልዕሊ ጆርጅ ፍሎይድ ዝበጽሐ ግፍዒን ሞትን ብሕብረት ኮኒኖም ኣለዉ። እንተኾነ ግና ሽወደን ብዛዕባ ኣብ...
ናይ ተሌፎን ካርዲታት ጻውዒት መንነቶም ዘይፍለጡ ሰባት ካብ ዓመተ 2022 ንደሓር ክውገዱ ከም ዝግበር ወግዓዊ መርመራ መንግስቲ...