ኣብ ዮተቦሪ እትርከብ ሕክምና ኣስኪም (Askim) ዝሰርሕ ሓኪም፡ ኣብ ውሽጢ 10 ደቓይቕ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ክህብ ምጽንሑ...
ገበን
ፖሊስ ሊንሾፒን፡ ገበናት ንምክልኻልን ጸጥታ ከባቢ ንምውሓስን፡ ኣብ ሰማያት ከባቢ ዂድን (Ryd) ዂይቶርፕን (Skäggetorp) ን24 ሰዓታት፡ ካሜራታት...
ማሕበረሰብ ሽወደን፡ ካብቶም ካብ ሰብኣውያን ማሕበራት ከም ዝተላእኩ ተመሲሎም፡ ናብ ገዛውቲ እናዞሩ፡ ዕምባባታት ዝሸጡ ሰረቕቲ ክጥንቀቁ ከምዝግባእ...
ትማሊ ሓሙስ ምሸት፡ ፖሊስ፡ ኣብ ሓደ ኣብ ሄስትሆገን (Hästhagen) ዝርከብ መንበሪ ገዛ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጽዋር ረኺቡ ክብል...
ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ተጠቃሚ ኢንስተግራም፡ ኣንጻር ሓንቲ ኣብ ከተማ ዮተቦሪ እትርከብ ኢንተርናሽናል ቤት ትምህርቲ (ISGR)፡ ናይ ቅትለት...
መይ ብሬት ዝተባህለት ጓል 80 ዓመት ሰበይቲ፡ ብሓደ ሰራሕተኛ ናይ ባንክ እየ ኢሉ ዝደወለላ ሰብ፡ ንገንዘባዊ ምትላል...
ብሓሶት ዘመድካ ምሟቱ ምሕባር ወይ ግዒዝካ እናሃለኻ ዘይምሕባርን ዝኣመሰሉ ኣብ ናይ ክፍሊት መልዕሎ ዝግበሩ ዓሎቓት፡ ዓመታዊ ናይ...
መንግስታዊ መርማሪ፡ ካርል ሄዝ፡ ኣብ ዝበሎ፡ ብመንገዲ ኢንተርኔት ዝዝርጋሕ ናይ ሓሶት ሓበሬታን ምስዋር ጽልኢን፡ ንዴሞክራሲ ሽወደን ብኣሉታ...
መንግስቲ ኣብ መርመራ ምዝዋር መኪና ዝግበር ምትላል ንምዕጋት ዘኽእሎ እማመታት ሎሚ ከም እተቐበለ ተፈሊጡ። ኣብ ድሕነት ትራፊክ...
ኣብ ቀዳሞት 6 ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት፡ ኣስታት 20,303 መምርሒ ፍቓድ መኪና ከምተመንጠለን (ከምተሳሕበ) ምስ ተመሳሳሊ እዋን ናይ...