ዋና ጸሓፊ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ (ANC) ደቡብ ኣፍሪቃ: ብክሲ ብልሽውና ክድስክል ዝተገብረሉ ኣገባብ ተቓዊሙ። እዚ ቅልስ ኣብ...
ገበን
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብቕትለት ጆርጅ ፍሎይድ ብቤት ፍርዲ፡ ገበነኛ ኮይኑ እተረኽበ ፖሊስ ሚንያፖሊስ ነበር፡ ደሪክ ሾቪን፡ ሓድሽ...
ኣብ ትግራይ ብዝካየድ ዘሎ ኲናት 5000 ህጻናት ብዘይ ወለዶም ከም እተዘናበሉ ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ ናይ ረድኢት ትካል...
ፖሊስ ጣልያን፡ ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝተዋደደ ምእታው ስርሒት ብምግባር 30 ኣባላት “ጸሊም ፋስ” ዝተሰምየ፡ ስቱር ውድብ...
ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ዓሌታዊ ምጽናት ሩዋንዳ ዝነበራ ተራ ብምሕባእ ንሳን ስድራቤታን ኣብ ኣመሪካ ዕቚባ ሓቲታ ዝነበረት...
ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከባቢ ሶደርቶርን (Södertörn)፡ ዝካየድ ዝነበረ መስርሕ ፍርዲ፡ ብሰንኪ ኣብ ኣፍደገ እቲ...
ኤርትራ ኣብ ትግራይ፡ ንጹሃት ዜጋታት ምርሻን ኣበርቲዓ ከም ዝቐጸለቶ ዝሕብር ጸብጻብ፡ ብኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ድሕሪ ምውጻኡ፡ ወኪል ኣመሪካ...
ፕረሲደንት ቡርኪናፋሶ ነበር፡ ብሌይዝ ካምፓኦረ፡ ብቕትለት ቶማስ ሳንካራ ናብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ ክብል ን ወተሃደራዊ...