Trudeau on the truck attack: “Terror attack” ኣብ ሎንዶን፡ ካናዳ ኦንታርዮ፡ ብሰኑይ ምሸት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ እስላማዊት...
ገበን
ቤተ ክርስትያን ሽወደን፡ ንህዝቢ ሳሚ፡ ብሰንኪ ዝወረዶም ታሪኻዊ ግህሰት፡ ወግዓዊ ይቕሬታ ክሓትት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን...
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪና ፋሶ: ዕጡቓት ብዝገበርዎ መጥቃዕቲ: ብውሕዱ 160 ሰባት ምሟቶም: ሰብ መዚ መንግስቲ ገሊጾም ኣለዉ።...
ኣብ መስርመር ኡፕሳላን ሳላን ዝሰርሓ ቁጽሪ 848 ዝኾና ናይ ለይቲ ኣውቶቡሳት፡ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊአን ዝወረደ ውራ እምኒ፡...
ኣብ በልጄም፡ ሓሙሽተ መንእሰያት፡ ንሓንቲ 14 ዝዕድሚኣ ህጻን፡ ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሞም ተኸሲሶም ኣለዉ። እታ ህጻን፡ እዚ ጾታዊ...
እቲ “ሕሱም ቀታሊ” እናተባህለ ዝፍለጥ ሓለቓ ማፍያ ቺቺልያ፡ ጆቫኒ ብራስካ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ብምፍታሑ፡ ህዝቢ ቊጥዐኡ ይገልጽ...
ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ኲባንያ መመስርሒ ስጋ፡ JBS፡ ብዝተራቐቐ ሳይበር መጥቃዕቲ ከም ዝወረዶ ተገሊጹ። መርበባት ኮምፕዩተር እዚ ኲባንያ...
ዘይከም ቅድሚ ሕጂ፡ ቫቲካን፡ ጾታዊ ገበን ንዝፈጸሙ ዜጋታት፡ ኣብ ክንዲ ብስቱር፡ ብቓልዕ ክትውንጅል ምዃና ጳጳስ ፍራንሲስ ገሊጹ።...
ተማሃሮ ናይ ሓንቲ ኣብ ምምሕዳር ማርክ እትርከብ ቤት ትምህርቲ፡ ንሓደ መምህር ምሪዞሞ ክኾኑ ከምዝኽእሉ ጋዜጣ ቦሮስ ቲድኒን...
ኣብ ምብራቕ ኮንጎ ኪንሻሳ፡ ዝርከብ ልቱሪ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፡ ኣብ ልዕሊ ክልተ ቁሽታት፡ ብግብረ ሽበራውያን መጥቃዕቲ...