ኣብ ላቦራቶሪ እተሰርሐ ድቂ ወዲሰብ ኣብ ማህጸን ህበይ ክዓቢ ከም እተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ብልፍንቲዊ ጒጅለ...
ዜና ቀዳመ ሰንበት
ዩትዩብ ን ኣዝዩ ጸላዊ ምዃኑ ዝንገረሉ ናይጀርያዊ ሰባኺን ናይ ቲቪ ወንጌላዊን TB Joshua ብምኽንያት “ጽልኢ ዘሳውር ፕሮግራማቱ”...
ታይለር ስዊፍት ብ ዘ ቢትልስ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረ ወሰን መሸጣ ሰለስተ ተኸታተልቲ ብሉጻት ኣልበማት ሴራቶ ተባሂሉ። ትማል፡ዓርቢ...
ኣብ ፊልምታት ሃሪ ፖተር ከምኡውን ፒኪ ብላይንደርስ ብምውሳእ እትፍለጥ ሄልን ማክክሮሪ ኣብ መበል 52 ዓመታ ብሕማም ካንሰር...
ሩስያዊ ጠፈርተኛ፡ ዩር ጋጋሪን፡ ቅድሚ 60 ዓመታት ንፈለማ እዋን ናብ ጠፈር እተጓዕዘ ሰብ እዩ። ንስለ ክብሩ፡ ብህይወቱ...
ተዋሳኢት ተኸታታሊት ፊልም ተሌቪዥን “ቢግ ብራዘር” ኒኪ ግራሃም ኣብ መበል 38 ዓመታ ዓሪፋ። ብዘይስሩዕ ኣመጋግባ ክትሳቐ ዝጸንሐት...
ዘይከምቲ ክንሓስቦ ዝጸናሕና፥ እዚ ሕጂ ዘሎ ዓብዪን ረቒቕን ሓንጎል ወዲሰብ ናይ ቀረባ እዋን ውጽኢት ፍልቀት እዩ ክብል...
ንኣስታት 3000 ዓመታት ብሑጻ ምድረበድ ግብጺ ተቐቢራ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ግብጺ ተረኺባ። እዚ ድሕሪ መቓብርን ቅርሲን ፈርኦን...
ህቡብ ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ራፕ ከምኡውን ተዋሳኣይ DMX ብሕማም ልቢ ኣብ መበል 50 ዓመቱ ዓሪፉ። እዚ ኮኾብ ናይ...
እዚ ጽላት እምኒ፡ ኣብ ዘመነ ኣስራዚ፡ እተሰርሐ ምዃኑን እቲ ዝጠንተወን ከም ዝኾነ ተገሊጹ’ሎ። 2 ሜትሮ ብ 1.5...