ብምኽንያት ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ኣብ ዝሓለፋ 10 መዓልታት ጥራይ 1.5 ሚልዮን ዩክሬናውያን ከም እተሰደዱ ላዕለዋይ...
ዜና ቀዳመ ሰንበት
ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይንን ንሱ ኣብ ኣውሮጳ ኣስዒብዎ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላውን ንሽወደን ኣባል ኔቶ ናይ ምዃን...
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ወተሃደራዊ ተጻብኦ እንተፈጺማ ብሪጣንያ ንሽወደን ክትሕግዛ ድልውቲ ምህላዋ ሚኒስተር ምክልኻል ብሪጣንያ በን ዋለስ...
ትማል ሰንበት ብ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ከምኡ’ውን ፊንላንዳዊት መዘናኣ ሳና ማሪን ኣብ ሄልስንኪ ኣብ ዝተኻየደ ናይ...
ወጻእተኛታት መዓልታዊ ህይወቶም ዝቐለለ መታን ክኸውን ብምባል መንግስቲ ኖርወይ መሰል መለለዪ ወረቐት ኖርወይ ክዕድል ምዃኑ ኣፍሊጡ። “ምቕማጦም...
ብሰንኪቲ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬይንን ዝግበር ዘሎ ኲናት መቚሰልቲ ንዘጋጥሞም ወተሃደራትን ሲቪላውያንን ንምሕጋዝ ብዝብል ዩክሬይን ዝርዝር ዘድልያ...
መንግስቲ ሽወደን ካብ ወርሒ ሚያዝያ ንደሓር ን ሕማም ኮቪድ-19 ካብ ዝርዝር ማሕበራዊ ሓደጋ ዘስዕቡ ሕማማት ክኣልዮ ውጥን...
ኣብ ሩስያ ዝዓያ ዝነበራ ኲባንያታት ሽወደን ድሕሪ ዝወረደን ነቐፌታ ብግዜያውነትን ንሓዋሩን ስርሐን ክዓጽዋ ከም ዝወሰና ይግለጽ ኣሎ።...
ኣርባዕተ ነፈርቲ ውግእ ሩስያ ን ሉኣላዊ ክሊ ኣየር ሽወደን ብምጥሓስ ጥቓ ደሴት ጎትላንድ ክበራ ከም እተራእያ ሓይሊ...
ኣባል መንግስታት ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ዩክሬይን ንዝሃድሙ ዘለዉ ስደተኛታት ግዜያዊ ሓለዋን ፍቓድ መንበሪን ክህባ ከም ኣተሰማምዓ ኣጃንስ...