48 ዝዕድሜኡ ሽወደናዊ ደራፋይ ሃካን ሄልስትሮም፡ ን ሰሙናት ኣብ ዝቕጽል ሙዚቃዊ ምርኢት ከቕርብ እዩ። ካብ ዝሓለፈ ቀዳም...
ዜና ቀዳመ ሰንበት
ኣብ ኖርወይ ቫርትላንድ ዝርከብ መስጊድ፡ ንምሕፋዝ ቊርኣን ብዝብል ምኽንያት ካብ ኩዌይት ፋይናንሳዊ ሓገዝ ምርካቡ ጸብጻባት ጒባኤ እስላማዊ...
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ቅሉዕ ወራር ካብ እትፍኑ 6ይ ወርሑ መሊኡሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቚጸሩ...
ዝሓለፈ ሰኑይ ኖርወይን ሩዋንዳን ብከላ ፕላስቲክ ንምውጋድ ልፍንታዊ ተበግሶ ምውሳደን ተፈሊጡ። ዕላማ ናይዚ ልፍንቲ ኣብ ዝቕጽል 18...
ብምኽንያት ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን፡ ኣስታት 44 000 ዜጋታት ዩክሬይን ኣብ ሽወደን ዕቚባ ምሕታቶም ወይ ኣብታ...
ኣብ ዝቕጽል ግዜያት፡ ትሑት ቊጠባዊ ዕቤትን ምንቊልቋል ዋጋታት ኣባይቲን ክረአ ከም ዝኾነ፡ ባንክ ሽወደን ዘካየዶ ሓድሽ ቊጠባዊ...
ኣብ 2032፡ ሽወደን ቊጽሪ ሰራዊታ ካብ 66,000 ናብ 105,000 ንምዕባይ ውጥን ከም ዘለዋ ተገሊጹ። እዚ እናኾነ፡ ጥሩፋት...
ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ክካየድ 17 መዓልታት ተሪፍዎ እኳ እንተሃለወ፡ ትማል ረቡዕ ፈላማይ ምድማጽ ከም እተጀመረ ተገሊጹ። ኣብ...
ኣብ ቱርኪ መብጣሕቲ ፕላስቲክ ድሕሪ ምክያዳ፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታ ዝሞተት ሽወድናዊት ኣና ቫለንቲን መዘራረቢት ኣርእስቲ ኮይና...
ኣብ ምዮልቢ ደቡብ ሽወደን፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ተመሃሮ ብ ክኢላታት ስነኣእምሮ ግጒይ ሕክምናዊ ውጽኢት ተነጊርዎም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንዝሓለፋ...