ኣብ ምውዳእ ወቕቲ ሳመር፡ ኖርወይ ክትባት ማንኪፖክስ ንምክልኻል ዘኽእል ብልቃጣት ክትባት ክትወስድ እያ፡ ክብል ሃገራዊ ትካል ህዝባዊ...
ዜና መጽሄት
ብምኽንያት እቲ ን ክልተ ሳምንታት ዝቐጸለን ብሰሉስ ደው ዝበለን ኣድማ ፓይለታት መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ፡ ትማል ረቡዕ ካብን...
ናብ ስም ኣልቦ ናይ ሓገዝ መሐተቲ ማእከላት ዝድውሉ፡ ወልፊ ኣልኮላዊ መስተን ዕጸፋርስን ዘለዎም ሰባት፡ ቊጽሮም እናወሰኽ ክመጽእ...
ኣብ ኣዋርሕ ሰነን ቀዳማይ መፋርቕ ሓምለን፡ ኣብ መላእ ሽወደን ዋጋታት ንብረት ምንቊልቋል ይቕጽሉ ምህላዎም፡ ካብ ትካል ቫልዩጋርድ...
መስርሕ ፍርዲ ናይቲ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ማልም ክልተ መማህራን ብምቕታል እተኸሰ ወዲ 18 ዓመት ተመሃራይ፡...
ኣብ መላእ ኣውሮጳ ተኸሲቱ ዘሎ ሃሩር፡ ናብ ሽወደን እውን የስፋሕፍሕ ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ልዑል መጠን ሙቐትን ነቕጽን...
ትማል ሰሉስ ኣብ ክሊ ዕድመ 40ታት እንትርከብ ሰበይቲ ኣብ ኣስኪም ብዝወረዳ ብርቱዕ ኣካላዊ መጥቃዕቲ ህይወታ ምሕላፊ ተፈሊጡ።...
ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2022 መፍረ ጸዓት ኤለትሪክ ኖርወይ ምስ ናይ ዓሚ እንክወዳደር ብ 7% ከም ዝትሕት...
ኣብዚ ሰባት ብብዝሒ ጸሓይ ዝጽለዉሉ ዘለዉ ወቕቲ፡ ካብ መንሽሮ ቆርበት ክጥንቀቑ ክኢላታት ኣተሓሳሲቦም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ስልግረንስካ...