መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ መንግስቲ ከቕውም ንዝገብሮ ልዝብ ብኣፈኛ ባይቶ ሽወደን ኣንደርሽ ኖርለን ክልተ ተወሰኽቲ መዓልታት...
ዜና መጽሄት
ሚኒስትሪ ማሕበራዊ ጒዳያት ፊንላንድ፡ ንማዕድን ኣዮዲን ኣመልኪቱ ዘውጽኦ መምርሒታት ምምሕያሹ ተገሊጹ። እዚ መምርሒ መጥቃዕቲ ጸርጊ “ራዲዬሽን” ንምክልኻል...
ሽወደናዊ ኮሜድያን ኣል ፒቸር፡ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንኽልተ ዓመታት ካብ ቀጥታዊ መድረኽ ተኸዊሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሕጂ ተቐልቂሉ’ሎ።...
ቊጽሪ ናይቶም ብኢንተርነት መጥቃዕቲ ዝበጽሖም ካብ 12-19 ዝዕድሜኦም ኮተቴ ሽወደን ወሲኹ ምህላዉ “ትካል ኢንተርነት ሽወደን” ኣብ ዘውጽኦ...
ኣብ ኣባይቲ ሽማግለታት ሽወደን ዝበዝሐ ተጠቃምነት ጸረ-ቫይረስ ክህሉ ከም ዝግባእ ኤጀንሲ መፍረ መድሃኒትታት ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ፍሉይ ኣባይቲ...
መስርሕ ፍርዲ ናይቶም ጠንቂ ሞት ወዲ 5 ዓመት ህጻን ብምዃኖም እተኸሰሱ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ቫርምላንድ...
ኣብ ሽወደን ዝዓበየ ኣፍራዪ ስሚንቶ ዝኾነ “ሰሜንታ”፡ ኣብ ጎትላንድ ዘለዎ ፍቓድ ዕደና ኣብ ውሳነ ክልተ ኣብያተ ፍርዲ...
ሽልማት ኖቤል “ኬሚስትሪ” 2022 ኣብ ኣካላዊ ስነፍልጠትን ምምዕባል መድሃኒትን ኣገዳሲ እወታዊ ጽልዋ ክህልዎ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። አሸላሚት...
ናይ 2022 ሽልማት ኖቤል ዓውዲ ስነቅመማ–“ኬሚስትሪ”–፡ ን ካሮሊን በርቶዚን ባሪ ሻፕለስን ተዋሂቡ። እዞም ክልተ ተመራመርቲ፡ “ሞሎኲዩላት ንሓድሕዶም...
ካብ 2010 ንደሓር፡ ኣብ ፊንላንድ ፍርይምነት ከንቈልቊል ምጽንሑ ግንዛበ እኳ እንተሃለወ፡ ብዛዕባ ምኽንያት እዚ ክስተት ግና ግቡእ...