ሰልፊታት ሞደራትና፡ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲን ሊበራልን ምስ ሰልፊ ዴሞክራሲ ሽወደን ብቐረባ ብምዃን፡ ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ስደተኛታትን ሕጊን ስርዓትን...
ዜና መጽሄት
ኣርባዕቲአን የማናይ ቀጽሪ ዘቑማ ሰልፊታት ዝፈጥራኦ ጥሙር መንግስቲ፡ ኣብ ጒዳይ ስደተኛታት ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ክኽተል ከም ዝኽእል...
ቊጽሪ ናይተን ብላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ዝወጽእ ብጽሒት ስደተኛታት ዝቕበላ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት እናንቈልቈል...
ኣብዚ ሰሙን፡ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዋዕላ ነጠፍቲ ሰብኣዊ መሰላት ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ዋዕላ ኣብ መላእ ዓለም...
ገዚፍ ትካል ሽርሻሮ ክዳውንቲ H&M፡ ኣስታት 400 ናይ ዶገና ሰራሕተኛታቱ ኣብ መላእ እታ ሃገር ናብ ዝርከቡ ጨንፈራት...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም፡ መጠን ዝቕባበ 9.7% ምንባሩ፡ እዚ ድማ ካብታ ቅድሜኣ ዝነበረት ወርሒ ከም ዝልዕልን ብሓፈሻ...
ፊንላንድን ሽወደንን ኣባላት ኔቶ ንምዃን ጻዕረን ክደፍኣሉ ምዃነን ሚኒስተር ምክልኻል ፊንላንድ ኣንቲ ካይኮነን ገሊጹ። “ኣብ ፕሮጀክት ኔቶ...
ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ሓድሽ መድረኽ ኣብ ዝኣትወሉ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ “እዚ ኲናት ብኸመይን መኣስን...
ኣብ ዝሓለፈ መስከረም ኣብ ሽወደን ቊጽሪ ምዝጒባት ስራሕ ኣልቦ ሰባት 333 000 ከም ዝነበረ፡ እንተኾነ ግና እዚ...
ኣብዚ ሳመር ኣብ “ስከለፍቲ” ንጓል 9 ዓመት ህጻን ክደፍርን ክቐትልን ብምፍታኑ እተኸሰሰ ወዲ 15 ዓመት ኮተቴ፡ መስርሕ...