ኣብ ሓባራዊ ድሉውነት ቅልውላው ኖርዲክ ብርክት ዝበለ ጒድለታት ከም ዘለለየ ትካል ጒዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ...
ዜና መጽሄት
12 ኣባላት ምንቅስቓስ ክሊማ ሕጊታት ፖሊስ ሸለል ብምባሎምን ተኾኒኖም። እዞም ኣባላት ምንቅስቓስ ኣብዚ ሳመር ካብ ስቶክሆልም ብሸነኽ...
ሩስያ ከም ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ዴሞክራስያዊት ክትከውን እያ ዝብል ተስፋ ምሕዳሩ ግጒይ ምንባሩ ቀዳማይ ሚኒስተር ፊንላንድ ነበር...
ኣብ መላእ ሽወደን 250 ስድራቤታት ዘጠቓለለ ፕሮጀክት ውድድር ምውጋን ጎሓፍ ዝሓለፈ ሰሙን ተዛዚሙ። ተወዳደርቲ ብተረፍ-መረፍ መኣዲ ከዳልዉ፡...
ህቡብ ሽወደናዊ ደራፋይ ራፕ ኤይናር፡ ኣብ ጎደቦ ሃመርቢ ሆስታድ–ስቶክሆልም–ብመጥቃዕቲ ካብ ዝመውት ሓደ ዓመት ከም ዝሓለፎ ተገሊጹ። ንሱ...
ኣብዚ ዓመት ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንሓንቲ ሰበይቲ ዓሚጹ ናብ ጒድጓድ ብምድርባይ ዝቐተለ ሰብኣይ ን “ዕድመ ይፍታሕ” ተፈሪዱ።...
ኣብዚ ሰሙን ሓድሽ ጥሙር መንግስቲ የማናይ ቀጽሪ ዘቖመ መራሒ ሰልፊ ሞደራትናን ቀዳማይ ሚኒስተርን ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ኣብ ጒዳይ...
ቀ/ሚ ብሪጣንያ ሊዝ ትራስ ካብ መዝነታ ብፍቓዳ ተሰናቢታ። እተን 45 ትራስ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐትለን መዓልታት ዕግርግር ዝመልአን...
ኣብ ሰሜን ሽወደን ዝርከባ ዓበይቲ ኢንዱስትሪያዊ ፕሮጀክቲታት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሕጽረት መማህራን ክኽሰት ምግባረን ተፈሊጡ። ነዚ ጠለብ...
ሰራዊት ሽወደን ተዓለምቲ ዩክሬይን ንምስልጣን ናብ ሃገረ ብሪጣንያ ወተሃደራውያን ክኢላታት ከም ዝለኣኸ፡ ነቲ መዓስከር መሰልጠኒ ዝበጽሐት ሬድዮ...