ካብ ጎደና ቡቻ ዩክሬይን ዝተረኽበ ስእሊ ዝወደቑ ሬሳታት ሲቪላውያን ኣብ ዓለም ከቢድ ስምባደ ድሕሪ ምፍጣሩ ሽወደንን ካልኦት ሃገራትን...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ብሪጣንያ ‘XE’ ዝተሰምየ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮቪድ-19 ከም እተረኽበን እዚ ጅር ቫይረስ ካብቲ BA.2 ዝተባህለ ዓሌት...
ምስ ናይ ዓመተ 2021 እንክወዳደር ናይ ሎሚ ዓመት ሰደድ ሃብቲ ዓሳ ኖርወይ ዓብዪ ወሰኽ ምምዝጋቡ ጸብጻብ ርብዓዊ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰንኪ ሓደጋታት መንደራጋሕ በረድ ዓቕሚ ሆስፒታላት ሰሜን ኖርወይ ጸቕጢ ከም ዝበጽሖ ተሌቪዥን TV 2...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝያዳ እገዳታት ክጽዕን እዩ ዝብል ትጽቢት እኳ እንተሃለዎ እዚ እገዳታት ንጽላት ጸዓት...
ስደተኛታት ዩክሬይን ንምሕጋዝ ተባሂሉ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ኣቪቺ ስቶክሆልም ኣብ ዝተኻየደን ብተሌቪዥን ብቐጥታ እተመሓላለፈን ሙዚቃዊ ምርኢት ክሳብ...
ሽወደን ትዂን ፊንላንድ ኣባላት NATO ኣይኮናን፡ እንተኾነ ግና ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብሩስያ እተገብረ ወራር ምስቲ ወተሃደራዊ ኪዳን...
ብምኽንያት ምውዳእ ውጥን ለበዳ ኮሮና ኣብ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ, 26,400 ሰባት ናይ ሽቕለት ረብሓታቶም ክስእኑ ከም ዝኽእሉ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ባጀት ዝመጽእ ጽድያ ንኣባይቲን ካልእን ወጻኢታት ስደተኛታት ዩክሬይን ንምሽፋን ናይ 9.8 ቢልዮን ክሮና ክትምድብ...
ማእከል ድሕነትን ስለያን ዴንማርክ ን ስግኣታት ግብረሽበራ ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ዓመታዊ ትንተና ንመጀመርታ እዋን ኣብ ልዕሊ ሰብመዚ...