ቤት ፍርዲ ኦስሎ፡ ኣብ 2022 ኣብ ርእሰ ከተማ ኖርወይ ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል ፕራይድ ግብረሰዶማውያን፡ ተወላዲ ኢራን ዝኾነ...
ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ መላእ ኖርዲክስ ኣብ ዝሓለፈ ሰነ ወጻኢታት ሸመትቲ ከምዝዘሓለ፡ ብኖርድያ ዝተኣከበን ብሄልሲንጊን ሳኖማት ዝተጸብጸበን ስታቲስቲክስ ክፍሊት ካርድ...
ምስሊ ፊንላንድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዓይኒ ኣህጉራውያን ሰብ ተውህቦታት እናንቈልቈለ ምምጽኡ ብኢንተርኔሽንስ ዝተኻየደ ዓመታዊ ዳህሳስ ወጻእተኛታት...
ሕብረት ኤውሮጳ ን’ሕጊ ምስጓግ’ ፊንላንድ ጸጥታዊ ጒዳያት ኣብ ግምት ብምእታው ደገፉ ምሃቡ ተገሊጹ። ኮሚሽን ኤውሮጳ ኣብ ቀረባ...
ኣብ ጀርመን ዳግማይ ዕስክርና ምትእትታው ከቢድ ቁጠባዊ ሳዕቤን ክህልዎ ከምዝኽእልን፡ ክሳብ 70 ቢልዮን ዩሮ ወጻኢ ክሓትት ከምዝኽእልን...
ሽወደን ብርክት ዝበሉ ብናፍታ ዝሰርሑ ባክ-ኣፕ ጀነሬተራት ናብ ዩክሬን ክትሰድድ ምዃና ተፈሊጡ። ኣባል ሰልፊ ክርስትያናዊ ዲሞክራሲ ዝኾነት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ፔተሪ ኦርፖ (NCP) ብዓርቢ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፥ ፊንላንድ ዋላ ኣዘራራቢ እማመ ጸጥታ ዶባት እንተጸደቐት ብግዝኣተ...
ቢሮ ስታቲስቲክስ ግዝኣት ኖርወይ SSB ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ዋጋታት ኣብ ወርሒ ሰነ ብማእከላይ ገምጋም ካብቲ...
መራሕቲ ኖርወይ ትማሊ ሰንበት ምስ ካልኦት ኣብ መላእ ዓለም ብምዃን ነቲ ፈተነ ቅትለት ዶናልድ ትራምፕ ኮኒኖም፣ ትራምፕ...
ኣብ 2024 ኣስታት 1.8 ሚልዮን ወጻእተኛታት በጻሕቲ ናብ ፊንላንድ ናይ ሓጋይ መገሻ ክገብሩ ትጽቢት ከምዘሎ YLE ጸብጺቡ።...