መንግስቲ ሽወደን፡ ን ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪቱ ኣህጒራዊ ወፍሪ ሓበሬታ ከካይድ እዩ። ዕላማ እዚ ወፍሪ፡ ናብ ሽወደን ዝህሉ...
ኣህጉራዊ ዜና
ክሊማዊ ለውጢ፡ ኣብ ሕርሻ ወይኒ ሽወደን እወታዊ ጽልዋ ከም ዘለዎ ተገሊጹ። ካብ “ዩኒቨርሲቲ ሕርሻዊ ስነ-ፍልጠት” ዝኾነት ኣና...
መርከብ “ኤምኤስ ኤስቶንያ” ብመንጎ ታንያን ስቶክሆልምን ክትጎዓዝ ኣይነበራን ክብል፡ ንምጥሓል እዛ መርከብ ኣመልኪቱ ዝተገብረ ሓድሽ መርመራ ገሊጹ።...
ሽወደን ን ኣባልነት ኔቶ ካብ ቱርክ ድጋፍ ክትጽበ ከም ዘይብላ ፕረሲደንት ጠይብ ኤርዶጋን ትማል ሰኑይ ኣጠንቂቑ። ንሱ...
ሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ራሙስ ፓሉዳን፡ መጽሓፍ ቊርኣን ከቃጽል ንዝብል ውጥኑ ከም ዝደፍኣሉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። እዚ ሽወደናዊ...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት፡ ኣብ ስቶክሆልም ተወሰኽቲ ምልውዋጥ ተዂሲን ምፍንጃራትን ከም እተኸስቱ ተገሊጹ። በዚ ክስተት፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል...
ንዝቕጽል ኣዋርሕ ዝቐርባ ፊልምታት መነመን ምዃነን፡ ትካል ፊልም ሽወደን ኣብ ምጅማር እዚ ሰሙን ኣፍሊጡ። “ህዩማናይዜሽን” ካብዞም ኣብዚ...
ንቅልውላው ዘድሊ ምድላው ንምግባር ዝወሃብ ኮርስ ክከታተሉ ዝደልዩ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኸ ምምጽኡ ተገሊጹ። ብርክት ዝበላ ማሕበራት፡ ኣብ...
ምምሕዳር መጓዓዝያ ሽወደን፡ ኣብ ኦረሱንድ ብሪጅ ምቊጽጻር ዶብ ንምህናጽ መጽናዕቲ የካይድ ኣሎ። እዚ ምቊጽጻር ዶብ ፡ብቐንዱ ካብ...
ዝሓለፈ ሓሙስ ምሸት፡ ኣብ ስቶክሆልም ተወሳኺ ጎነጽ ከም እተራእየ ተፈሊጡ። ፖሊስ ኣብቲ መዓልቲ ዝተኸስተ ምፍንጃርን ተዂሲን ደ...