ብሰንኪ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ቦርኖ ከተማ ማይዱግሪ ዘጋጠመ ምፍንጃር ነታጒ፡ 10 ሰባት ምሟቶም ሰብ-መዚ ዞባ ቦርኖ ገሊጾም።...
ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ፊንላንድ፡ ነዚ ዝረአ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ንምቅላስ፡ ካብ ዕለት 8/3/2021 ጀሚሩ ንሰለስተ ሳምንታት ዝጸንሕ...
ነፈርቲ ኲናት ሩስያ፡ ኣብ ምድረበዳ ሶርያ ዝርከቡ ነቚጣታት ዳዕሽ እናተመላለሳ ዓሰርተታት ግዜ ምድብዳበን ተገሊጹ። ዕጡቓት ዳዕሽ፡ ኣብ...
ኣህጉራዊ ውድብ ኣቪየሽን (The International Aviation Organisation)፡ ብመንገዲ ኣየር ንዝጓዓዙ ተሳፈርቲ፡ ካብ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ፡ ምስክር ወረቐት...
ካብ ደቡብ ኣሜሪካዊት ሃገር፡ ፓራግዋይ፡ ዝተበገሳ ኮንቴነራት ናብ ጀርመናዊት ከተማ ሃምቦርግን ቡልጋርያዊት ከተማ ኣንቲወርፕ ብዕለት 16/02/2021 ኣትየን።...
ዕጡቓት ዓሌት ሁቱ ዝኾኑ ሩዋንዳውያን ነቲ ኣምባሳደር ኢጣልያ ቀቲልኩም ዝብል ክሲ ብምንጻግ ነዚ ቅትለት ዝፈጸምዎ ሰራዊት ዲ/ሪ/ኮንጎን...
ኣብ ሞባይላት ዝርከብ ኣገልግሎት ሮሚን (roaming)፡ ካብቲ እትጥቀመሉ ናይ ተሌፎን ሸፈነ ኣገልግሎት ወጻኢ ኣብ ትኾነሉ እዋን፡ ተወሳኺ...
ኣመሪካ ብዛዕባ ቅትለት ካሾግጂ ዝምልከት ኣዝዩ ኣፈዳሒ ዝተባህለሉ ናይ ስለያ ሰነድ ከም ዘለዋን እዚ ድማ ንሓደ ካብ...
ፍርያት ኩባንያ ሃዩንዳይ ዝኾና ናይ ኤሌክትሪክ መካይን፡ እቲ ዝጥቀማሉ ዘለዋ ባተሪ፡ ንሓደጋ ሓዊ ዘቃልዕ ኮይኑ ስለዝተረኽበ፡ እቲ...