በዓልመዚ ኣገልግሎት ሲቪላዊ ኣቪዬሽን: ነቲ ብሰሉስ ኣብ ጀንጎሊ ዘጋጠመን ህይወት 10 ሰባት ዝቐዘፈን ምሕምሻሽ ነፋሪት ንምጽራይ መርማሪት...
ኣህጉራዊ ዜና
ኤውሮፓዊ ኤጄንሲ መድሃኒት (EMA)፡ ንሩስያዊ ፍርያት ክታበት ስፑንቲክ ቪ፡ ክግምግም ጀሚሩ ከምዘሎን እዚ ድማ ከም ቀዳማይ መድረኽ...
ካብቶም ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ 11 ዓሌታት ኣሞራ፡ 7 ኣብ ደረት ምጽናት ከም ዝርከቡ ተፈሊጡ። ሓደ ካብዚኣቶም ኣብ...
ፈረንሳ፡ ቅድሚ 60 ዓመታት፡ ንውሩይ ኣልጀርያዊ ሃገራዊ ተቓላሳይ ከም ዘሳቐየትን ዝቐተለትን ተኣሚና። ኣልጀርያዊ ሃገራዊ ተቓላሳይ፡ ዓሊ ቡመንጀል፡...
ኣብ ሰሜን ኣሚስተርዳም እትርከብ ከተማ ቦቨንካርሽፕል (Bovenkarspel) ዝርከብ ሓደ ማእከል ኮቪድ-19፡ ሓደጋ ኖትጒ ኣጋጢሙ ክብል ፖሊስ ሆላንድ...
በዓል መዚ ምክልኻል ቅዋም ጀርመን (BFV) ንሰልፊ AFD (Alternative für Deutschland) ኣብ ትሕቲ ምክትታል ከምዘእተዎ ጋዜጣታት ሱደይቱስዛይቱንን...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም፡ ሓደ ምስ ማዕከን ዜና AFP፡ ሓደ ምስ ቢቢሲ፡ ሓደ ምስ ፋይናንሽያ ታይምስን ሓደ ኣብ...
ብዕለት 17/02/2021፡ ካብ ኣብ ሴሜን ናይጀርያ እትርከብ መንግስታዊ ኮሌጅ ሳይንስ ካጋራ፡ 27 ተማሃሮ፡ ሰለስተ ኣባላት ስታፍን 12...
ምክትል ፕረዚደንት ሃገረ ዙምባብዌ፡ ኬምቦ ሞሃዲ፡ ዝቐረበሉ ክሲ ጾታዊ ቅለት ንሰሙን ዝኣክል ክኽሕድ ድሕሪ ምጽናሕ ስልጣኑ ብፍቓዱ...