ናብ ደሴታት ካናሪ ተምርሕ ዝነበረት፡ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ፡ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሞቱን ዛጊት፡ ናይ...
ኣህጉራዊ ዜና
ማእከል ምቊጽጻርን ምክልኻልን ሕማማት ኣመሪካ፡ ዝተኸትቡ ሰባት፡ ናብ ንቡር ህይወት ክምለሱ እዮም ምባሉ ቢቢሲ ሓቢራ። ብመሰረት እዚ...
ፖሊስ ቤልጁም፡ ኣብታ ናይ ኤውሮፓ፡ ኣፍደገ ዕጸ ፋርስ ብፍላይ ድማ ኮኬን፡ ዝኾነት ቤልጂማዊት ወደባዊት ከተማ ኣንትዜርፕ (Antwerp)...
ሓንቲ 130 ቶን ነዳዲ ዝጸዓነትን ናይ ቻይና ባንዴራ እተንበልብልን መርከብ ኣብ ገምገም እኩባት ደሴታት ህንዳዊ ውቅያኖስ ድሕሪ...
መራሒ ተቛዋሚ ሰልፊ ሰኒጋል፡ ዑስማነ ሶንኮ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክልቀቕ ምዃኑ ኣብ ርእሰ ከተማ ሰኒጋል፡ ዳካር፡ ዝርከብ...
ፈረንሳዊ ፖለቲከኛን ቢልዮኔርን፡ ኦሊቭዬር ዳሰልት፡ ብምኽንያት ሓደጋ ሄሊኮፕተር ምሟቱ ምንጭታት ባይቶ እታ ሃገር ኣመልኪቶም። ዳሰልት፡ ብናይ ውልቁ...
ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ፡ ትማሊ ሰንበት፡ ነታ ብኢራን ይሕገዝ እዩ ዝበሃል ዕጡቕ ጉጅለ ሑቲ፡ ዝተቘጻጸራ ከተማ ሰንዓን...
ሓይልታት ኣመሪካን ኔቶን፡ ካብ ኣፍጋኒስታን እንተድኣ ወጺኦም፡ ጣሊባን ቅልጡፍ ወተሃደራዊ ሕውየት ኣጥርዩ ንኣፍጋኒስትን ክቈጻጸራ ይኽእል እዩ ክብል፡...
ብመሰረት በዓል መዚ ጥዕና ፖላንድ፡ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ምልክታት ሳልሳይ ማዕበል ኮሮና፡ መዓልታዊ ክሳብ 20...