ኣብ ትግራይ ዝነጥፍ ትካል ተራድኦ ሕክምና፡ MSF፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ሲቪል ተግራዎት፡ ጃምላዊ መቕተልቲ ክፍጸም፡...
ኣህጉራዊ ዜና
ሶማል ዝበሃል ስም እንክለዓል፡ ውግእ ሕድሕድን ዝፈረሰ ኣባይትን እዩ ናብ ኣእምሮና ዝቕጀል። ጋዜጠኛ ቢቢሲ፡ ሜሪ ሃርፐር፡ ነዚ...
ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ምዃኑ እተነግረሉ፡ ቅብኣ ብሪጣንያዊ ኣርቲስ፡ ሳቻ ጃፍሪ፡ ብ45 ሚልዮን ፓውንድ ከም እተሸጠን ኣታዊኡ ድማ...
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፡ ኣልፋሽቓ፡ ዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓብ፡ ካብ ቀረባ እዋናት፡ ናብ ደማዊ ግርጭት ምዕራጉ፥ ልዝብ...
ሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ፡ ኣብ መትረብ ስዌዝ፡ ብጸቢብ ክትጥወ ክትብል ነቲ መትረብ ከም ዝዓገተቶን ትራፊክ መራኽብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ንመጀመርያ እዋን፡ ሰራዊት ኤርትራ ንትግራይ ምእታዉ ተኣሚኑ። ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ክልቲኣተን...
ናይ ቦኮ-ሓራም እዮም ተባሂሎም ዝጥርጠሩ ዕጡቓት፡ ኣብ ሓንቲ ብሸነኽ ሰሜን ካሜሩን እትርከብ፡ ቢላጉሲ እተባህለት ገጠር፡ ክልተ ኣንስትን...
ሓሙሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት: ኣብ ቀብሪ ማጒፉሊ ብዝነበረ ጽቕቅጥ ከም ዝሞቱ ወኪል ቢቢሲ ካብ ዳር’ሰላም: ሳልም ኪከከ:...
ኣብታ 10.7 ሚልዮን ነባሪ ዘለዋ ሃገረ ቼክ ሪፓፕሊክ፡ ሓንቲ ካብተን ብኸቢድ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ዝተጠቕዓ ሃገራትን ዝለዓለ መጠን...