መጠን ዝቕባበ ባጤራ ዮሮ፡ ኣብ ወርሒ መጋቢት ውን ከምዝወሰኸ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ ወርሒ የካቲት፡ መጠን ዝቕባበ ባጤራ...
ኣህጉራዊ ዜና
ሊባኖስ፡ ሓድሽ መንግስቲ እንተዘይረኺባ፡ ከም ታይታኒክ ክትጥሕል እያ ክብል ሓደ ላዕለዋይ ፖለቲከኛ ሊባኖስ ኣጠንቂቑ። መላእ ሃገር፡ ኣብ...
ቻይና ካብታ ብብሪጣንያ እተዳለወን ብኣገዳስነቱ ልዑል ምዃኑ ዝንገረሉ ልዝብ ክሊማዊ ለውጢ ከም ዝቦኸረት ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብዚ ሎሚ...
ኩባንያ ፋይዘርን ቢዮንቴክን፡ ንናይ ዓመተ 2021 መጠን ፍርያቱ፡ ናብ 2.5 ቢልዮን ብልቃጥ ክታበት ክብ ከምዘበሎ ሓቢሩ ክብል...
ፕረዚደንት ናይጀርያ፡ መሓመድ ቡሃሪ፡ ሎሚ ሰሉስ፡ ኩነታት ልሙድ ጥዕናዊ መርመራኡ ንምፍጻም ናብ ለንደን ከም ዘምርሐ፡ ቤት ጽሕፈቱ...
መራሒ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጉጅለ ዲ/ሪ/ኮንጎ ነበር፡ ቦስኮ ንታጋንዳ፡ ብገበን ኲናት ተፈሪዱ ድሕሪ ዘቕረቦ ናይ ይግባይ ጥርዓን፡ ሎሚ...
ናብ ሃገረ ጀርመን ዝኣትዉ በጻሕቲ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት ኮቪድ-19፡ ዝሓዙ ምዃኖም ንምርግጋጽ ተባሂሉ፡ እታ ሃገር፡ ንኣብ ዶባታ ዝካየዱ...
ናብ ሃገረ ጣልያን ዝኣትዉ ገያሾ፡ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ውሸባ ክገብሩ መምርሒ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር፡...
ውሩይ ኣመሪካዊ ጸሓፊ ፊልምን ደራሲ ዓበይቲ ልበወለዳትን፡ ላሪ ማክሙርትሪ፡ ኣብ መበል 86 ዓመቱ ትማሊ ቀዳም ዓሪፉ። ላሪ፡...